ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ሓደ ኻብዚ ተዘርዚሩ ዘሎ ርእሰ ነገራት ምረጽ።

ንኣምላኽ ዝረኣዮ ኣሎዶ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ቦታ፡ “ንኣምላኽ ዝረኣዮ ሓደ እኳ የልቦን” እናበለ፡ ኣብ ካልእ ቦታ፡ ‘ሙሴ ንኣምላኽ እስራኤል ረኣዮ’ ኺብል ከሎስ ንሓድሕዱ ይጋጮ ድዩ ነይሩ፧

ንኣምላኽ ዝረኣዮ ኣሎዶ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ቦታ፡ “ንኣምላኽ ዝረኣዮ ሓደ እኳ የልቦን” እናበለ፡ ኣብ ካልእ ቦታ፡ ‘ሙሴ ንኣምላኽ እስራኤል ረኣዮ’ ኺብል ከሎስ ንሓድሕዱ ይጋጮ ድዩ ነይሩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ

እምነትን ኣምልኾን

ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር መጽሓፍ ቅዱስ ተምሃር

መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚነብሩ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት መልሲ ኺረኽቡሉ ይሕግዞም ኣሎ። ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧

ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

ክትብጻሕ ሕተት

ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ።