ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እምነት ኣብ ኣምላኽ

እምነት ሓያል ኣወንታዊ ጽልዋ ኺህልዋ ይኽእል እዩ፣ ሕጂ ጽንዓት፡ ንመጻኢ ድማ ርግጽ ተስፋ ትህበካ። ብኣምላኽ ኣሚንካ ዘይትፈልጥ፡ ወይ ዝነበረትካ እምነት ዘጥፋእካ፡ ወይ እምነትካ ኸተደልድል እትደሊ እኳ እንተ ዀንካ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ምህናጽ እምነት ኣብ ኣምላኽ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ህያው ታሪኽ እቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ሰባት