ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣነባብራን ስነ ምግባርን

ሓዳርን ስድራ ቤትን

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሕጉስ ስድራ ቤት ኪህልወኒ ይሕግዘኒ ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጥበብ ዝሓዘለ ምኽሪ፡ ንሚልዮናት ሰብኡትን ኣንስትን ኣብ ቤቶም ሓጐስ ኺረኽቡ ሓጊዝዎም እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሓዳር እንታይ ይብል፧

ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰብ ሓዳር ዜጋጥሞም ጸገማት ኬወግዱ ወይ ኬሰንፉ ይሕግዞም እዩ።

ከይተመርዓኻ ብሓባር ብዛዕባ ምንባር፡ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ፡ ዕዉት ስድራ ቤት ንምህናጽ ዜኽእል መምርሒ ይህበና እዩ፣ ስርዓታቱ ኸኣ ነቶም ዚስዕብዎ ዅሉ ግዜ ይጠቅም እዩ።

“ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

እዚ ትእዛዝ እዚ እንታይ ማለት ከም ዘይኰነ ምፍላጥካ የገርመካ ይኸውን።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኽንክን ኣረጋውያን ወለዲ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቶም ንኣረጋውያን ወለዶም ብምክንኻን ዝመጸ ኣርኣያ ዚዀኑ ኣብ ኣምላኽ እምነት ዝነበረቶም ሰብኡትን ኣንስትን ይገልጽ እዩ። ነቶም ንወለዶም ዚከናኸኑ ሰባት ዚኸውን ግብራዊ ምኽሪ እውን ይህብ እዩ።

ጾታ

ወለዲ ንደቆም ብዛዕባ ጾታ ብኸመይ ኪምህርዎም ይኽእሉ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንደቅኻ ብዛዕባ ጾታ ብኸመይ ከም እትዛረቦምን ካብ ጾታዊ መጥቃዕቲ ብኸመይ ከም እትከላኸለሎምን ዚገልጽ ብዙሕ ስርዓታት ሒዙ ኣሎ።

ምርጫታት

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምንጻል ጥንሲ እንታይ ይብል፧

ህይወት ሰብ መዓስ እያ እትጅምር፧ ኣምላኽ ንሓደ ጥንሲ ዝነጸለ ሰብ ይቕረ ይብለሉ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ውቃጦ እንታይ ይብል፧

ውቃጦ ትፈቱ ዲኻ፧ እንታይ መሰረታዊ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኢኻ ኣብ ግምት ከተእቱ ዘሎካ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መጸባበቕን ስልማትን እንታይ ይብል፧

ቅዱሳት ጽሑፋት ንኸምዚ ዝኣመሰለ ደጋዊ ስልማት ይኹንኖ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ እንታይ ይብል፧ ምስታይ ሓጢኣት ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ወይኒ ይኹን ኻልእ ኣልኮላዊ መስተ ዘለዎ እተፈላለየ ጥቕሚ ይገልጽ እዩ።

ምትካኽ ሽጋራ ሓጢኣት ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምትካኽ ሽጋራ ኣይተገልጸን፡ እሞ ደኣ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ከመይ ጌርካ ይፍለጥ፧

ጠላዕ ሓጢኣት ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጠላዕ ፈልዩ ዘይገልጽ ካብ ኰነ፡ ከመይ ጌርና ደኣ ኢና ኣምላኽ ብዛዕባኡ ዘለዎ ርእይቶ ኽንፈልጥ ንኽእል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ናይ ምምራጽ ናጽነት እንታይ ይብል፧ ኣምላኽ ንዅሉ ይቈጻጸር ድዩ፧

ብዙሓት ሰባት ህይወቶም ብጽሕፍቶ ኸም እተወሰነ ይኣምኑ። ምርጫታትና ወይ ውሳነታትና ኣብ ኣሳልጦና ጽልዋ ኣለዎዶ፧

ጽቡቕ ውሳነ ክገብር ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ጥበብን ምርዳእን ንምጥራይ ኪሕግዘካ ዚኽእል ኣብ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሽዱሽተ ግብራዊ ምኽሪ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምሃብ እንታይ ይብል፧

ንኣምላኽ ዜሐጕስ ምሃብ ከመይ ዝበለ እዩ፧