ቈልዑ

ስእላዊ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ

ኵሉ ኣርኢ

ኣብርሃም ዓርኪ ኣምላኽ ኰነ

ኣምላኽ ንኣብርሃም ዓርከይ ኢሉ ጸውዖ። ንሕናኸ ዓርኪ ኣምላኽ ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ዓርኪ የሆዋ ኹን

ኵሉ ኣርኢ

የሆዋ ኣቦና እዩ

የሆዋ ኸም ፈቃር ኣቦ ስለ ዝዀነ፡ ይሰምዓካን ይሓልየልካን እዩ።