ሓድሽ ነገር

2024-05-16

ንቕሑ!

እሩም ጠባይ ስለምንታይ የንቈልቍል ኣሎ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

እሩም ጠባይ፡ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መጠን ባይታ ዘቢጡ። መጽሓፍ ቅዱስ ስለምንታይ ከምዚ ኸም ዘጋጠመን ብኣዘራርባናን ብተግባርናን ብኸመይ እሩማት ከም እንኸውንን ዜተኣማምን መምርሒ ይህብ እዩ።

2024-05-06

ንጥፈታት ዓርኪ የሆዋ ኹን

የሆዋ ኣቦና እዩ

የሆዋ ኸም ኣቦ ጌርና ኽንርእዮ እዩ ዚደልየና።

2024-05-01

ግምቢ ዘብዐኛ

ቅኑዕን ጌጋን—ዜተኣማምን መምርሒ

ንዓኻ ዀነ ንስድራ ቤትካ ጽቡቕ ፍረ ዜፍሪ ውሳነታት ብኸመይ ክትገብር ከም እትኽእል ርአ።

2024-04-29

ተወሳኺ ርእሰ ነገራት

ድሕንነት ደቂ ኣንስትዮ—ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ድሕንነት ደቂ ኣንስትዮ ንኣምላኽ የገድሶ እዩ። ስለምንታይ ከም ዜገድሶን ብዛዕባ እቲ ዚወርደን ግፍዒ እንታይ ኪገብር ምዃኑን ኣንብቢ።

2024-04-18

ንቕሑ!

ግጭት መዓስ እዩ ደው ዜብል፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ቀረባ ግዜ ዅሉ ውግኣት ኬኽትም እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዜኽትም ይገልጽ።