ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ህይወትን ሞትን

ህይወት

ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧

‘ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧’ ኢልካ ሓሲብካ ትፈልጥዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብኸመይ ከም ዚምልሳ ተምሃር።

ኣምላኽ እንታይ ክገብር እዩ ዚደልየኒ፧

ኣምላኽ እንታይ ክትገብር ከም ዚደልየካ ምእንቲ ኽትፈልጥ፡ ፍሉይ ምልክት ክትርኢ ወይ ራእይ ኪግለጸልካ የድሊ ድዩ፧ መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ምዃኑ ኣንብብ።

ከመይ ጌርካ ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእል፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ እቶም ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብሩ ንዘለኣለም ከም ዚነብሩ የተስፉ እዩ። ኣምላኽ እንታይ ሰለስተ ነገር ክንገብር ከም ዚደልየና ርአ።

ነፍሲ እንታይ እያ፧

ኣብ ውሽጥኻ ዘላ ድያ፧ ምስ ሞትካ ብህይወት እትቕጽል ድያ፧

ስማት መን እዩ ኣብ “መጽሓፍ ህይወት” ዚጸሓፍ፧

ኣምላኽ ንእሙናቱ ኺዝክሮም ምዃኑ ኣተስፍዩ እዩ። ስምካ ኣብ “መጽሓፍ ህይወት” ኣሎዶ፧

ሞት

ስለምንታይ እዮም ሰባት ዚሞቱ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ ሕቶ እዚኣ ዚህቦ መልሲ፡ መጸናንዕን ተስፋን ይህብ።

ምስ ሞትካ እንታይ ኢኻ እትኸውን፧

ምዉታት ብዛዕባ እቲ ኣብ ከባቢኦም ዚኸውን ነገራት ይፈልጡ ድዮም፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምንዳድ ሬሳ እንታይ ይብል፧

ሬሳ እንታይ ከም ዚግበር ንምውሳን ዜኽእል እተፈላለየ ቕቡል መገዲ ኣሎዶ፧

ሞተይ እምነ ኣለኹ—ርእሰይ ክቐትል ክሓስብ ከለኹ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኪሕግዘኒ ይኽእልዶ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ሞት ንእተመነየ ሰብ እንታይ ግብራዊ ምኽሪ ይህቦ፧

ንፍርሂ ሞት ብኸመይ ከተሰንፎ ትኽእል፧

ንራዕዲ ሞት ምስናፉ፡ ንህይወት ከተስተማቕራ የኽእለካ እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምሕረተ ቕትለት እንታይ ይብል፧

ሓደ ሰብ ዘይምሕር ሕማም እንተ ሓሚሙኸ፧ ዝኸፈልካ ኸፊልካ ህይወት ኪናዋሕ ኣለዎ ድዩ፧

ሰማይን ገሃነም እሳትን

ሰማይ እንታይ እዩ፧

ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ እዛ ቓል እዚኣ ሰለስተ መሰረታዊ ትርጉም ኣለዋ።

ናብ ሰማይ ዚኸዱ መን እዮም፧

ኵሎም ቅኑዓት ሰባት ናብ ሰማይ ከም ዚኸዱ ዚገልጽ ልሙድ ግናኸ ግጉይ ምርዳእ ኣሎ። መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

ሲኦልን ገሃነምን ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧

ብዙሓት ሰባት፡ ሲኦል፡ እኩያት ሰባት ንዘለኣለም ብሓዊ ዚቕጽዑሉ ቦታ ኸም ዝዀነ እዮም ዚኣምኑ። መጽሓፍ ቅዱስከ ኸምኡ ድዩ ዚምህር፧

መን እዮም ናብ ሲኦል ዚኣትዉ፧

ቅኑዓት ሰባት ናብ ሲኦል ይኣትዉ ድዮም፧ ሰብ ካብ ሲኦል ኪወጽእ ይኽእል ድዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ሕቶታት እዚ ይምልሰልና እዩ።

እቲ ሃብታም ሰብኣይን ኣልኣዛርን እንታዎት እዮም ነይሮም፧

እቲ የሱስ እተዛረቦ ምሳልያዊ ዛንታ፡ ሕያዎት ሰባት ናብ ሰማይ ከም ዚኸዱን እኩያት ሰባት ድማ ኣብ ገሃነም እሳት ከም ዚሳቐዩን ድዩ ዚምህር፧

ቦታ ንስሓ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ይርከብ ድዩ፧

ምንጪ እዚ ትምህርቲ እዚ እንታይ ምዃኑ ምፍላጥካ ኼገርመካ ይኽእል እዩ።

እንስሳታት ናብ ሰማይ ይኸዱ ድዮም፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ከልቢ ወይ ናይ እንስሳታት ሰማይ ዚብል ተጠቒሱ ኣይንረክብን ኢና፣ ከምኡ ዝዀነሉ ብቑዕ ምኽንያት ድማ ኣሎ።

ተስፋ ምዉታት

ትንሳኤ እንታይ እዩ፧

መን ኪትንስኡ ምዃኖም ምፍላጥካ ኼገርመካ እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሪኢንካርነሽን ከም ዘሎ ይምህር ድዩ፧

ሓደ ሰብ ምስ ሞተ እንታይ እዩ ዜጋጥሞ፧