ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎካ፧—ኣብ ህልውና ኣምላኽ ኣጻውት ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎካ፧—ኣብ ህልውና ኣምላኽ ፕሮፌሰር ጆርጅ ዚንስማይስተር ኣብ ተፈጥሮ ዘሎ ሕልኽላኽ ንኣብነት፡ ሰብ ዘለዎ ናይ ምርኣይ ክእለት፡ ነዚ ዝነደፎ ኣምላኽ ከም ዘሎ ኣእመኖ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን እምነት ኣብ ኣምላኽ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ብሓቂ ኣሎዶ፧ ብኣምላኽ ምእማን ርትዓዊ ዝዀነሉ መርትዖ መርምር። ብዛዕባ መበቈል ህይወት ዘሎ ኣረኣእያታት ኢሪን ሆፍ ሎራንሶ፦ ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ ኣብ ሕክምና እግሪ ኽትዓዪ ኸላ፡ ነቲ ብዛዕባ ፍልቀት ዝነበራ እምነት ኣብ ሕቶ ኣእተወቶ። ንቕሑ! ዋህዮታትካ—ህያዋን ኣብያተ መጻሕፍቲ ኣኽቢርካ ዚርኣዩ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ኣብ ፍልቀት ንዝነበሮም እምነት ዝሓደግዎ ስለምንታይ እዮም፧ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ንበብዓይነቱ ህይወት ንምፍጣር፡ ብፍልቀት ተጠቒሙ ድዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ምስቶም ኣብ ውሽጢ ነፍሲ ወከፍ ዓይነት ህይወታውያን ምስ ኵነታት ናይ ምልዋጥ ባህርይ ከም ዘሎ ዚኣምኑ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ዚጋጮ ሓሳብ የብሉን። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጸብጻብ ፍጥረት ግጉይ ርድኢት ኣሎ፣ አረ ገሊኦምሲ ጽውጽዋይ እዩ ዚመስሎም። እሞ ደኣ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ፡ ኪእመን ዚኽእል ድዩ፧ ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎካ፧—ኣብ ህልውና ኣምላኽ ቪድዮታት ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎካ፧—ኣብ ህልውና ኣምላኽ ትግርኛ ስለምንታይ እዩ እምነት ዘሎካ፧—ኣብ ህልውና ኣምላኽ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1112024503/univ/art/1112024503_univ_sqr_xl.jpg