ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ—ሰብነትና

ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ የሆዋ ይገልጽ—ሰብነትና

ብህዋሳትና ኣቢልና ንኣከባቢና ኽንድህስስን ነቲ ዝኣከብናዮ ፍልጠት ክንዝክርን ምኽኣልና ብዛዕባ ፈጣሪና ኣገዳሲ ነገር ይምህረና።—መዝሙር 139:14