ተወሳኺ ርእሰ ነገራት

እዚ ዓምዲ እዚ በበይኑ ርእሰ ነገራት ይሽፍን፣ ኣብ ቀንዲ ገጽ jw.org ዝወጸ ሓያሎ ዓንቀጻት እውን ሒዙ ኣሎ። በዚ ዓንቀጻትን ቪድዮታትን ኣቢልካ ኣብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሒዝዎ ዘሎ ግብራዊ ጥበብ ዘሎካ እምነት ኣደልድል።

ንቕሑ!

ኣብ ብዘላ ዓለም ጥሕሰት ሕጊ ይበዝሕ ኣሎ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ጠንቂ እቲ ኣብ ብዘላ ዓለም ዚርአ ዘሎ ጥሕሰት ሕጊ እንታይ ምዃኑ ርአ።

ንቕሑ!

እሩም ጠባይ ስለምንታይ የንቈልቍል ኣሎ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

እሩም ጠባይ፡ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መጠን ባይታ ዘቢጡ። መጽሓፍ ቅዱስ ስለምንታይ ከምዚ ኸም ዘጋጠመን ብኣዘራርባናን ብተግባርናን ብኸመይ እሩማት ከም እንኸውንን ዜተኣማምን መምርሒ ይህብ እዩ።

ድሕንነት ደቂ ኣንስትዮ—ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ድሕንነት ደቂ ኣንስትዮ ንኣምላኽ የገድሶ እዩ። ስለምንታይ ከም ዜገድሶን ብዛዕባ እቲ ዚወርደን ግፍዒ እንታይ ኪገብር ምዃኑን ኣንብቢ።

ንቕሑ!

ግጭት መዓስ እዩ ደው ዜብል፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ቀረባ ግዜ ዅሉ ውግኣት ኬኽትም እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዜኽትም ይገልጽ።

ንጽምዋ ንኻልኦት ብምሕጋዝ ተቓለሶ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ንኻልኦት ብምሕጋዝ ክትሕገዝ እትኽእለሉ ኽልተ መገድታት ርአ።

ወፈራ በዓል ዝኽሪ

የሱስ ንገበን መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ነርኢ፧

ወፈራ በዓል ዝኽሪ

የሱስ ንድኽነት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

የሱስ ንውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳና ብኸመይ ነርኢ፧

ንቕሑ!

ትሪልዮናት ኣብ ውግእ ይውዕል ኣሎ—ብሓቂ ኽንደይ ወጻኢታት እዩ ዚወጽእ ዘሎ፧

ጸጋታት ዓለም ስለምንታይ ኣብ ውግእ ከም ዘይውዕል፡ እዚ ኸኣ ውግእ ኬኽትም ብኸመይ ከም ዚሕግዝ ርአ።

ንጽምዋ ብዕርክነት ተቓለሶ—መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዝ ይኽእል፧

ንጽምዋ ኽትስዕሮ ዚሕግዘካ ኽልተ መጽሓፍ ቅዱስዊ ስርዓታት ርአ።

ንቕሑ!

ሰባት ንፖለቲከኛታት ኣይኣምንዎምን—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንመን ከም እንኣምን ክንጥንቀቕ ይላበወና፡ ዝሓሸ መጻኢ ኼምጽእ ዚኽእል መን ጥራይ ምዃኑ እውን ይሕብረና እዩ።

ንቕሑ!

ውግእ ዓለም ዘይተርፍ ነገር ድዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ኣብዚ ግዜና በዚሑ ዘሎ ውግእ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኵሉ ውግእ ብኸመይ ከም ዜብቅዕ እውን ተነብዩ እዩ።

ኣምላኽ ንጽሙማን ዜርእዮ ሓልዮት

ኣብ ብዘላ ዓለም ዘለዉ ጽሙማን፡ ካብቲ ኣምላኽ ዘዳለዎ ትምህርቲ ይጥቀሙ ኣለዉ። ብኸመይ ይጥቀሙ ኸም ዘለዉ ርአ።

እናገደደ ዚኸይድ ዘሎ ጽምዋ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ብጽምዋ ዚብልዑ ሰባት ሕጂ ብኸመይ ሓጐስ ኪረኽቡ ኸም ዚኽእሉ ርአ።

ንቕሑ!

ኣብ 2024 ብኸመይ ተስፋ ትረክብ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ተስፋ፡ ሕጂ ዝሓሸ ህይወት ኪህልወካ፡ ብዛዕባ መጻኢ ድማ ብሩህ ተስፋ ኸተሕድር ይሕግዘካ።

ንቕሑ!

2023፦ ዓመት ጭንቀት—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ሓቂ ትርጉም እቲ ኣብ 2023 ዘጋጠመ ፍጻመታት ይገልጽ።

ለበዳ ጽምዋ—ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ትኽእል፧

ብጽምዋ ምእንቲ ኸይትብላዕ ዚሕግዝ ክልተ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።

ንቕሑ!

ስለምንታይ እዩ ጽልኢ ኣመና በዚሑ ዘሎ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ሎሚ ኣብ ዓለም እንርእዮ ዘለና ጽልኢ ስለምንታይ ኣገዳሲ ትርጉም ከም ዘለዎን ኣምላኽ ብዛዕባኡ እንታይ ከም ዚገብርን ፍለጥ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ሕጽረት ጽሩይ ማይ እንታይ ይብል፧

መንግስቲ ኣምላኽ ሰብኣውያን መንግስትታት ኪገብርዎ ዘይከኣሉ ነገር ክትገብር እያ፣ እወ፡ ነቲ ቐንዲ ጠንቂ ጸገም ማይ ከተወግዶ እያ።

ንቕሑ!

ስለምንታይ እዮም ደቂ ሰብ ሰላም ኬስፍኑ ዘይከኣሉ፧

ደቂ ሰብ ንውግእ መወዳእታ ኺገብሩሉ ዘይከኣሉሉ ሰለስተ ምኽንያታት ርአ።

ሁልድሪክ ዝዊንግሊ፡ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ንምርካብ ዝገበሮ ጻዕሪ

ብ16 ክፍለ ዘመን፡ ዝዊንግሊ፡ ሓያሎ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ረኺቡ፣ ካልኦት ከምኡ ምእንቲ ኺገብሩ እውን ሓጊዙ እዩ። ካብ ህይወቱን ካብ እምነቱን እንታይ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል፧

ንቕሑ!

ንሲቭል ሰባት መን ኬድሕኖም እዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ “ንውግእ ኣብ ብዘላ ምድሪ መወዳእታ ይገብረሉ” ኢሉ ይንበ እዩ። ብኸመይ እዩ ኸምኡ ዚገብር፧

ንቕሑ!

ኣርማጌዶን ኣብ እስራኤል ድዩ ዚጅምር፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ራእይ ብዛዕባ ኣርማጌዶን ዚገልጾ ነገር ነዚ መልሲ ይዀነና እዩ።

ሓቂ ደጊም ኣገዳሲት ድያ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብዛ ሓቂ ኻብ ሓሶት ንምፍላይ ጨኒቕዋ ዘሎ ዓለም፡ ሓቂ ንኽትፈልጥ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ቍጠባዊ ጸገማት—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሓንቲ ንዅሉ ቝጠባዊ ጸገማት፡ እንተላይ ንዘይማዕርነት ክትፈትሕ እትኽእል መንግስቲ ኸም ዚገልጽሲ ትፈልጥዶ፧

ብልሹዋት ፖለቲከኛታት—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ፡ ምሉእ ብምሉእ እንተኣማመነሉን ቅንዑን ካብ ብልሽውና ናጻ ዝዀነን መራሒ ብኸመይ ከም እተምጽእ ፍለጥ።

ኣከባብያዊ ጸገማት—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምድርና ንዘሎ ኣከባብያዊ ጸገማት ብኸመይ ከም እትፈትሖ ተምሃር።

ጥዕና—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ጽቡቕ ጥዕና ብኸመይ ከም እተምጽኣልና ፍለጥ።

ውግእ—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ናይ ሓቂ ሰላምን ደሓንን ከም እተምጽእ ፍለጥ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጥሜት እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ በዚ ዜጋጥም ዘሎ ጥሜት ተሓታቲ ኣይኰነን፣ ብዛዕባኡ ግና ኣቐዲሙ ኣጠንቂቑ ነይሩ እዩ።

ኣትክልቲ ጥራይ ምምጋብ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣትክልቲ ጥራይ ምምጋብ ዚብልዎ ሓሳብ ንምድርና ዝሓሸ መጻኢ ኸም ዚህልዋ ዚገብር እንተ ዀይኑ ፍለጥ።

ንቕሑ!

ኣዕናዊ ምዕልቕላቕ ማይ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ መላእ ዓለም ዜጋጥም ዘሎ ተራእዩ ዘይፈልጥ ምዕልቕላቕ ማይ ብዛዕባ እዚ ዘለናሉ ግዜ እንታይ ከም ዚሕብረና ርአ።

ንቕሑ!

ውግእን ለውጢ ክሊማን ንሕጽረት ምግቢ የጋድዶ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ግብራዊ ምኽሪ ጥራይ ዘይኰነስ ኵነታት ከም ዚመሓየሽ ዚገልጽ ተስፋ እውን ይህበና እዩ።

ንቕሑ!

ዓለምለኻዊ ማዕበል ሙቐት ሓጋይ 2023—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ደቂ ሰብ ንምድሪ ኼጥፍእዋ ኸለዉ፡ ኣምላኽ ስቕ ኢሉ ኸም ዘይርኢ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጽ።

ተጻዋርነት—መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዝ ይኽእል፧

እዚ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መንጎ ዅሎም ሰባት ሰላምን ኣኽብሮትን ኪሰፍን ከም ዜተባብዕ የርኢ።

ንቕሑ!

ዓለም ንውትህድርና እተውጽኦ ወጻኢ ልዕሊ 2 ትሪልዮን ዶላር በጺሑ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ሓይልታት ዓለም ዓብለልቲ ንምዃን ኣብ ዚገብርዎ ቓልሲ ብዙሕ ሃብቲ ኸም ዜፍስሱ ኣብ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ተሓቢሩ ነይሩ።

ንቕሑ!

ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ—በረኸትዶ መርገም፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሰባት ዚገብርዎ ተክኖሎጅያዊ ምዕባለታት ኣብ ጽቡቕ መዓላ ጥራይ ዘይውዕለሉ ምኽንያት ይገልጸልና እዩ።

ካብ መስዋእቲ የሱስ ተጠቐም

የሱስ ካብ ሞቱ ምእንቲ ኽንጥቀም እንታይ ክልተ ኣገደስቲ ነገራት እዩ ምሂሩና፧

ንቕሑ!

ውግእ ዩክረይን ካልኣይ ዓመቱ ሒዙ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተስፋ ይህብ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ዅሉ ውግኣት ዜብቅዓሉ እዋን እንታይ ከም ዜተስፉ ፍለጥ።

ንቕሑ!

ምንቍልቋል ኣእምሮኣዊ ጥዕና መንእሰያት—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣእምሮኣዊ ጸቕጢ ንዜጋጥሞም መንእሰያት ግብራዊ ሓገዝ ይህብ።

ንቕሑ!

ኣብ ቱርኪን ኣብ ሶርያን ኣዕናዊ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ነቶም ብኣዕናዊ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ቱርኪን ኣብ ሶርያን እተጐድኡ ሰባት፡ መጸናንዕን ተስፋን ይህብ እዩ።

ንቕሑ!

ስነ ፍልጠተኛታት ንሰዓት መዓልቲ ጥፍኣት ኣቐዲሞምዋ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መወዳእታ ዚዛረብ እኳ እንተ ዀነ፡ ኣወንታውያን ክንከውን እውን መሰረት ይህበና እዩ።

ንቕሑ!

ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ናዚ ዝፈጸሞ ጃምላዊ ቕትለትን—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ብዙሓት ሰባት ከምቲ ናዚ ዝፈጸሞ ዓይነት ጃምላዊ ቕትለት ዝኣመሰለ ሕሰም ዳግም ከይኽሰት ይሰግኡ እዮም።

ንቕሑ!

ዓሌታዊ ማዕርነትሲ ሕልሚ ጥራይ ድዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ሚልዮናት ሰባት ንኻልኦት ብኣኽብሮት ብዛዕባ ምሓዝ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ይምሃሩ ኣለዉ።

ንቕሑ!

ፖለቲካ ኸፋፋሊ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ፖለቲካዊ ኽፍፍል እናሰፍሐ ይኸይድ ኣሎ። መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ፍታሕ ዚኸውን ነገር ይሕብረና፣ ንዅሎም ደቂ ሰብ ሓድነት ኬምጽእ ዚኽእል መራሒ እዩ ፍታሕ ዜምጽእ።

ንቕሑ!

ኣብ 2023 ትስፉዋት እንዀነሉ ምኽንያታት—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ብዙሓት ሰባት ኣብ ሓድሽ ዓመት ትስፉዋት እዮም ዝዀኑ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ብስራት፡ ትስፉው ኣመለኻኽታ ኺህልወና ይሕግዝ እዩ።

ንቕሑ!

2022፦ ነውጺ ዝመልኣ ዓመት—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

እዚ ፍጻመታት እዚ ሒዝዎ ዘሎ ትርጉም፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ እዩ ኺርከብ ዚከኣል።

ንቕሑ!

ዋንጫ ዓለም ብሓቅዶ ሓድነት ኬምጽእ ይኽእል እዩ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ዋንጫ ዓለም፡ ካብ ኵዕሶ እግሪ ወጻኢ እውን ከም ዚትኰር ገይሩ እዩ።

ንስም ኣምላኽ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ናብ ቦታኡ ዝመለስዎ ኽልተ ተርጐምቲ

ስም ኣምላኽ ናብ ቦታኡ ኺምለስ ዜድልዮ ስለምንታይ እዩ፧ ንምዃኑ ብሓቂዶ የገድስ እዩ፧

ንቕሑ!

ንኣየናይ መራሒ ኢኻ እትመርጽ፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

እቶም ኣዝዮም ክኢላታት መራሕቲ እውን እንተ ዀኑ ዓቕሞም ድሩት እዩ፣ ግናኸ ሓደ ዜተኣማምን መራሒ ኣሎ።

ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ

ሰብና ኺመዉት ከሎ፡ ስቓይና ዚርድኣልና ኣካል ከም ዘየለ ዀይኑ ይስምዓና ይኸውን። እንተዀና ግና፡ ኣምላኽ ይርዳኣልና፡ ኪሕግዘና ድማ ይኽእል እዩ።

ንቕሑ!

ብርቱዕ ደርቂ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

እዚ ዓለምለኻዊ ጸገም ፍታሕ ኣለዎዶ፧ ብዛዕባ መጻኢ እንታይ ተስፋ ኣሎ፧

ንቕሑ!

ክርስትያናትን ውግእን—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ውግእ ዚካፈሉ ክርስትያናት ብሓቂዶ ንመምርሒታት የሱስ ይስዕቡ ኣለዉ ኺብሃል ይከኣል እዩ፧

ንቕሑ!

ተራእዩ ዘይፈልጥ ዓለምለኻዊ ሙቐት—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ምድሪ ህይወታውያን ዘይነብሩላ ኽትከውን ድያ፧

ንቕሑ!

ዓለምለኻዊ ዜሰምብድ ብረታዊ ዓመጻ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ከምዚ ዝኣመሰለ ዓመጻ ዜብቅዓሉ ግዜስ ይህሉ ደዀን ይኸውን፧

ንቕሑ!

ምድሪ ትዓኑ ኣላ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ሓንቲ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ንምድርና ዜስግእ ኣካባብያዊ ጸገማት፡ ሰለስተ ነገራት ትገልጽ።

ንቕሑ!

ዓለምለኻዊ ምንሃር ዋጋታት—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣዝዩ ብዙሕ ቍጠባዊ ቕልውላው ዜጋጥመና ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዝ ይኽእል፧

ንቕሑ!

ቅትለት ኣብ ቤት ትምህርቲ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ዜሕዝን ነገራት ዜጋጥም ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧ ከምዚ ዝኣመሰለ ዓመጻ የኽትም ዶዀን ይኸውን፧

ንቕሑ!

ውግእ ዩክረይን ንዓለምለኻዊ ሕጽረት ምግቢ ኣጋዲድዎ

መጽሓፍ ቅዱስ ዓለምለኻዊ ሕጽረት ምግቢ ኸም ዚህሉ ይንበ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነዚ ብኸመይ ክንዋጽኣሉ ኸም እንኽእል ዚሕግዝ ግብራዊ ምኽርን ተስፋን ይህብ እዩ።

ንቕሑ!

6 ሚልዮን ሰባት ብኮቪድ ሞይቶም—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ለበዳ ኸም ዚህሉ ተነብዩ፡ ንግዳያት መጸናንዒ ይህብ፡ ነባሪ ፍታሕ ከም ዘሎ እውን ይገልጽ።

ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ—መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባኡ እንታይ ተነብዩ፧

ኣብዚ ቐረባ ዓመታት ካብ ዘጋጠመ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ሒደት ኣብነታት ርአ፣ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብዚ ቐረባ እዋን ብዛዕባ ዚፍጸም ነገራት ብኸመይ ከም ዜዘኻኽረና እውን መርምር።

ንቕሑ!

ምስልታት ምምላኽ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ምስልታት ወይ ጣኦት ኣብ ኣምልኾና እንተ ተጠቐምና ኣምላኽ የገድሶ ድዩ፧

ንቕሑ!

ሃይማኖትን ውግእን ኣብ ዩክረይን—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መራሕቲ ሃይማኖት ክልቲአን ሃገራት፡ ነቲ የሱስ ንሰዓብቱ ዝመሃሮም ትምህርትታት ብምጽራር እየን ኣብቲ ግርጭት ጽልዋ ዚገብራ ዘለዋ።

ንቕሑ!

ሚልዮናት ካብ ዩክረይን ይስደዱ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ቀንዲ ጠንቅን ነባሪ ፍታሕን እንታይ ምዃኑ ይገልጽ።

ንቕሑ!

ሩስያ ንዩክረይን ወሪራታ

ትርጉም እዚ ፍጻመ እዚ እንታይ ምዃኑ ርአ።

ለውጢ ክሊማን መጻኢናን—መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ

ፈጣሪ ብዛዕባ ምድርናን ነበርታን ይግደስ ድዩ፧

ህይወት ናብ ንቡር ኪምለስ ድዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ድሕሪ ለበዳ ብኸመይ ይሕግዘና፧

ሚዛናዊ ትጽቢት ክንሕዝን ንዜጋጥመና ጸገማት ክንሰግሮን ዚሕግዝ ሽዱሽተ ስርዓት መጽሓፍ ቅዱስ።

ሃይማኖት ኣብ ፖለቲካ ኺኣቱ ይግባእ ድዩ፧

ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ‘ሰዓብቲ የሱስ ክርስቶስ ኢና’ ዚብሉ ሰባት፡ ኣብ ፖለቲካ ኣጸቢቖም ጥሒሎም እዮም። ከምኡ ኺገብሩ ይግባእ ድዩ፧

ምዕሩይ ቍጠባዊ ስርዓት ኪመጽእ ይኽእል ድዩ፧

ንጕዳያት ደቂ ሰብ ብፍጹም መገዲ እተመሓድር መንግስቲ ኣላ፣ ንድኽነትን ንቝጠባዊ ዘይምርግጋእን ከኣ ምሉእ ብምሉእ ከተወግዶ እያ።

ምዝባዕ ኵነታት ኣየር—መጽሓፍ ቅዱስ ይሕግዝ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ እተዛብዐ ዅነታት ኣየር ከየጋጠመ ኸሎን ኣብ ዜጋጥመሉ እዋንን ምስ ሓለፈን እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ ዚሕግዝ ምኽሪ ይህብ እዩ።

ግብረ ሽበራ ኼብቅዕ ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ክልተ ምኽሪ፡ ነቶም ኣደዳ ግብረ ሽበራ ዝዀኑ ሰባት፡ ፍርህን ዓመጻን ምሉእ ብምሉእ ክሳዕ ዚውገድ ንምጽዋር ይሕግዞም።

መወዳእታ ዓለም ይመጽእ ድዩ ዘሎ፧ ኣፖካሊፕስ እንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምድሪ ንዘለኣለም ከም እትነብር እኳ እንተ ገለጸ፡ እትጠፍእ ዓለም ግና ኣላ።

ካብ ግጉይ ሓበሬታ ተሓሎ

ዜደናግር ዜናን ናይ ሓሶት ጸብጻብን ሽርሕን ኣስፋሕፊሑ ኣሎ፣ እዚ ኺጐድኣካ ይኽእል እዩ።

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት

ሓዘንካ ንምጽዋር ዜኽእለካ ግብራዊ ስጕምትታት ርኸብ።

ጭንቀት—ብኸመይ ትቈጻጸሮ፧

ካብ መጠን ንላዕሊ ኸይትጭነቕ ዚሕግዘካ እንታይ ግብራዊ ምኽርን ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስን ኣሎ፧

ኣብዚ ቐረባ ግዜ ዚፍጸም ናይ ሓቂ ተስፋ

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህብ ተስፋ ካብቲ ሰባት ዚህብዎ ተስፋ እተፈልየ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ሃይማኖት ዓብዪ ንግዲ ድዩ፧

መብዛሕትኦም ናብ ገሊኡ ኣብያተ ክርስትያን ዚኸዱ ድኻታት እኳ እንተ ዀኑ፡ እቶም ሰበኽቲ ግና ኣዝዮም ሃብታማት እዮም።

ንምድሪ ዜድሕና መን እዩ፧

ገሊኦም ክኢላታት ኣካባቢ ብዝገለጽዎ መሰረት፡ ብሰንኪ ተግባራት ደቂ ሰብ፡ ምጽናት እቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ጅራትን ስነ ህይወትን ከም ሎሚ ገይሩ ኣስጊኡ ኣይፈልጥን እዩ።

ፍትሒ ንምርካብ ዚቐርብ ጥርዓንሲ ተሰማዕነት ኪረክብ ድዩ፧

ናይ ሓቂ ፍትሒ ኻብ ኣምላኽ ከም ዚርከብ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጽ እዩ፣ ኣምላኽ ንዅሉ ህይወት ደቂ ሰብ ብማዕረ እዩ ኽብ ኣቢሉ ዚርኢ።

ቈጢብካ ምንባር

ብሃንደበት ዝነበረካ ኣታዊ ምስኣን ዜጨንቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበባዊ ምኽሪ ኣብ ተግባር ምውዓል፡ ብውሑድ ገንዘብ ክትነብር ኪሕግዘካ እዩ።

ንመጠን እትሰትዮ ኣልኮላዊ መስተ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ትኽእል፧

ኣብ ዜጭንቕ እዋን እውን ከይተረፈ፡ ኣልኮላዊ መስተ ኸተቋርጽ ኪሕግዘካ ዚኽእል ሓሙሽተ ምኽሪ።

ንግዳያት ዘቤታዊ ዓመጻ ዚኸውን ሓገዝ

ናትኪ ጌጋ ኸም ዘይኰነ ፍለጢ፣ በይንኺ ድማ ኣይኰንክን።

ንተነጽሎ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ

ከም እተነጸልካ ዀይኑ ኺስምዓካ ኸሎ፡ ተስፋን ሓጐስን ዕግበትን ክትረክብ ዘይከኣል መሲሉ ይረኣየካ ይኸውን—ዘይከኣል ግና ኣይኰነን።

ዮሃንስ መጥምቕ ብሓቂዶ ነይሩ እዩ፧

እቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ ጆሰፈስ ዚብሃል ጸሓፍ ታሪኽ ንዮሃንስ መጥምቕ ናይ ሓቂ ሰብ ከም ዝዀነ ገይሩ እዩ ርእይዎ። ንሕና እውን ከምኡ ዓይነት ኣረኣእያ ኺህልወና ይኽእል እዩ።

ጥንታዊ መዛግብቲ፡ ሓደ ነገድ እስራኤል ኣበይ ሰፊሩ ምንባሩ ኣረጋጊጹ

ኣጋልዕ ሰማርያ፡ ኣብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ልክዕ ምዃኑ የረጋግጽ።

መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸተንብብ፡ ንሓደ ዓመት ዚኸውን መደብ ከተውጽእ፡ ታሪኻዊ ፍጻመታት ክትፈልጥ፡ ወይ ንፈለማ እዋን መደብ ከተውጽእ እንተ ደሊኻ፡ እዚ መደብ እዚ ኺሕግዘካ እዩ።

ናይ ጥንቲ ማሕተም እንታይ እዩ ነይሩ፧

ናይ ጥንቲ ማሕተም ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ ነገስታትን ገዛእትንከ ብኸመይ ይጥቀሙሉ ነይሮም፧

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቶም ኣብ ባቢሎን ዝነበሩ ምሩኻት ኣይሁድ ዚህቦ መግለጽስ ልክዕ ድዩ፧

ዓለማዊ ምንጭታት ምስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ኣይሁድ ኣብ ምርኮ ባቢሎን ዚህልዎም ናብራ ዝበሎ ነገር ይሰማማዕ ድዩ፧

ጥንታዊ ቕሩጽ ምስሊ ግብጻውያን ንዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ይድግፍ

ጥንታዊ ቕሩጽ ምስሊ ግብጻውያን ንሓቅነት መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚድግፍ ፍለጥ።

ኣምላኽ ብዛዕባ ስነ ጥዕና ዝሃቦ ሕግታት ቅድሚ ዘመኑ እዩ ነይሩ

ጥንቲ ዝነበሩ ህዝቢ እስራኤል ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ስነ ጥዕና ዝሃቦ ምዕቡል ሕግታት ብምስዓቦም ተጠቒሞም እዮም።

ስነ ጥንታዊ ርኽበት፡ ንጉስ ዳዊት ብሓቂ ኣብ ታሪኽ ዝነበረ ሰብ ምዃኑ ኣሚቱ

ገሊኦም ሓያስያን፡ ዳዊት ንጉስ እስራኤል ኣብ ናይ ሓደ ነገድ ጽውጽዋይ ዚርከብ ገጸ ባህርይ ከም ዝዀነ ይማጐቱ እዮም። ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ፡ ኣብ ስነ ጥንታዊ ርኽበታት እንታይ ተረኺቡ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ኣኽብሮት ነበሮም—ቍንጽል (ዊልያም ቲንደል)

ንመጽሓፍ ቅዱስ ዘለዎ ፍቕሪ ኣብ ዕዮኡ ተራእዩ እዩ፣ ንሕና እውን ካብ ዕዮኡ ኽሳዕ ሕጂ ንጥቀም ኢና።

ቀዳማይ ገጽ

ድሕንነት ደቂ ኣንስትዮ—ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ድሕንነት ደቂ ኣንስትዮ ንኣምላኽ የገድሶ እዩ። ስለምንታይ ከም ዜገድሶን ብዛዕባ እቲ ዚወርደን ግፍዒ እንታይ ኪገብር ምዃኑን ኣንብቢ።

ንጽምዋ ንኻልኦት ብምሕጋዝ ተቓለሶ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ንኻልኦት ብምሕጋዝ ክትሕገዝ እትኽእለሉ ኽልተ መገድታት ርአ።

ወፈራ በዓል ዝኽሪ

የሱስ ንገበን መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ነርኢ፧

ወፈራ በዓል ዝኽሪ

የሱስ ንድኽነት መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳ ብኸመይ ነርኢ፧

ወፈራ በዓል ዝኽሪ

የሱስ ንውግእ መወዳእታ ኺገብረሉ እዩ

ነቲ የሱስ ዝገበረልናን ነቲ ብሕጂ ዚገብረልናን ዘሎና ሞሳና ብኸመይ ነርኢ፧

ንጽምዋ ብዕርክነት ተቓለሶ—መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዝ ይኽእል፧

ንጽምዋ ኽትስዕሮ ዚሕግዘካ ኽልተ መጽሓፍ ቅዱስዊ ስርዓታት ርአ።

ኣምላኽ ንጽሙማን ዜርእዮ ሓልዮት

ኣብ ብዘላ ዓለም ዘለዉ ጽሙማን፡ ካብቲ ኣምላኽ ዘዳለዎ ትምህርቲ ይጥቀሙ ኣለዉ። ብኸመይ ይጥቀሙ ኸም ዘለዉ ርአ።

ለበዳ ጽምዋ—ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ትኽእል፧

ብጽምዋ ምእንቲ ኸይትብላዕ ዚሕግዝ ክልተ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ሕጽረት ጽሩይ ማይ እንታይ ይብል፧

መንግስቲ ኣምላኽ ሰብኣውያን መንግስትታት ኪገብርዎ ዘይከኣሉ ነገር ክትገብር እያ፣ እወ፡ ነቲ ቐንዲ ጠንቂ ጸገም ማይ ከተወግዶ እያ።

ሓቂ ደጊም ኣገዳሲት ድያ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብዛ ሓቂ ኻብ ሓሶት ንምፍላይ ጨኒቕዋ ዘሎ ዓለም፡ ሓቂ ንኽትፈልጥ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ቍጠባዊ ጸገማት—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሓንቲ ንዅሉ ቝጠባዊ ጸገማት፡ እንተላይ ንዘይማዕርነት ክትፈትሕ እትኽእል መንግስቲ ኸም ዚገልጽሲ ትፈልጥዶ፧

ብልሹዋት ፖለቲከኛታት—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ፡ ምሉእ ብምሉእ እንተኣማመነሉን ቅንዑን ካብ ብልሽውና ናጻ ዝዀነን መራሒ ብኸመይ ከም እተምጽእ ፍለጥ።

ኣከባብያዊ ጸገማት—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ምድርና ንዘሎ ኣከባብያዊ ጸገማት ብኸመይ ከም እትፈትሖ ተምሃር።

ጥዕና—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ጽቡቕ ጥዕና ብኸመይ ከም እተምጽኣልና ፍለጥ።

ውግእ—መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ናይ ሓቂ ሰላምን ደሓንን ከም እተምጽእ ፍለጥ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጥሜት እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ በዚ ዜጋጥም ዘሎ ጥሜት ተሓታቲ ኣይኰነን፣ ብዛዕባኡ ግና ኣቐዲሙ ኣጠንቂቑ ነይሩ እዩ።

ኣትክልቲ ጥራይ ምምጋብ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣትክልቲ ጥራይ ምምጋብ ዚብልዎ ሓሳብ ንምድርና ዝሓሸ መጻኢ ኸም ዚህልዋ ዚገብር እንተ ዀይኑ ፍለጥ።

ተጻዋርነት—መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዝ ይኽእል፧

እዚ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መንጎ ዅሎም ሰባት ሰላምን ኣኽብሮትን ኪሰፍን ከም ዜተባብዕ የርኢ።

ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ—መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባኡ እንታይ ተነብዩ፧

ኣብዚ ቐረባ ዓመታት ካብ ዘጋጠመ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ሒደት ኣብነታት ርአ፣ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብዚ ቐረባ እዋን ብዛዕባ ዚፍጸም ነገራት ብኸመይ ከም ዜዘኻኽረና እውን መርምር።

ለውጢ ክሊማን መጻኢናን—መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ

ፈጣሪ ብዛዕባ ምድርናን ነበርታን ይግደስ ድዩ፧

ህይወት ናብ ንቡር ኪምለስ ድዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ድሕሪ ለበዳ ብኸመይ ይሕግዘና፧

ሚዛናዊ ትጽቢት ክንሕዝን ንዜጋጥመና ጸገማት ክንሰግሮን ዚሕግዝ ሽዱሽተ ስርዓት መጽሓፍ ቅዱስ።

ሃይማኖት ኣብ ፖለቲካ ኺኣቱ ይግባእ ድዩ፧

ኣብ ብዘላ ዓለም፡ ‘ሰዓብቲ የሱስ ክርስቶስ ኢና’ ዚብሉ ሰባት፡ ኣብ ፖለቲካ ኣጸቢቖም ጥሒሎም እዮም። ከምኡ ኺገብሩ ይግባእ ድዩ፧

ምዕሩይ ቍጠባዊ ስርዓት ኪመጽእ ይኽእል ድዩ፧

ንጕዳያት ደቂ ሰብ ብፍጹም መገዲ እተመሓድር መንግስቲ ኣላ፣ ንድኽነትን ንቝጠባዊ ዘይምርግጋእን ከኣ ምሉእ ብምሉእ ከተወግዶ እያ።

ምዝባዕ ኵነታት ኣየር—መጽሓፍ ቅዱስ ይሕግዝ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ እተዛብዐ ዅነታት ኣየር ከየጋጠመ ኸሎን ኣብ ዜጋጥመሉ እዋንን ምስ ሓለፈን እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ ዚሕግዝ ምኽሪ ይህብ እዩ።

ግብረ ሽበራ ኼብቅዕ ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ክልተ ምኽሪ፡ ነቶም ኣደዳ ግብረ ሽበራ ዝዀኑ ሰባት፡ ፍርህን ዓመጻን ምሉእ ብምሉእ ክሳዕ ዚውገድ ንምጽዋር ይሕግዞም።

መወዳእታ ዓለም ይመጽእ ድዩ ዘሎ፧ ኣፖካሊፕስ እንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምድሪ ንዘለኣለም ከም እትነብር እኳ እንተ ገለጸ፡ እትጠፍእ ዓለም ግና ኣላ።

ካብ ግጉይ ሓበሬታ ተሓሎ

ዜደናግር ዜናን ናይ ሓሶት ጸብጻብን ሽርሕን ኣስፋሕፊሑ ኣሎ፣ እዚ ኺጐድኣካ ይኽእል እዩ።

ጭንቀት—ብኸመይ ትቈጻጸሮ፧

ካብ መጠን ንላዕሊ ኸይትጭነቕ ዚሕግዘካ እንታይ ግብራዊ ምኽርን ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስን ኣሎ፧

ኣብዚ ቐረባ ግዜ ዚፍጸም ናይ ሓቂ ተስፋ

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህብ ተስፋ ካብቲ ሰባት ዚህብዎ ተስፋ እተፈልየ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

ሃይማኖት ዓብዪ ንግዲ ድዩ፧

መብዛሕትኦም ናብ ገሊኡ ኣብያተ ክርስትያን ዚኸዱ ድኻታት እኳ እንተ ዀኑ፡ እቶም ሰበኽቲ ግና ኣዝዮም ሃብታማት እዮም።

ንምድሪ ዜድሕና መን እዩ፧

ገሊኦም ክኢላታት ኣካባቢ ብዝገለጽዎ መሰረት፡ ብሰንኪ ተግባራት ደቂ ሰብ፡ ምጽናት እቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ጅራትን ስነ ህይወትን ከም ሎሚ ገይሩ ኣስጊኡ ኣይፈልጥን እዩ።

ፍትሒ ንምርካብ ዚቐርብ ጥርዓንሲ ተሰማዕነት ኪረክብ ድዩ፧

ናይ ሓቂ ፍትሒ ኻብ ኣምላኽ ከም ዚርከብ መጽሓፍ ቅዱስ ይገልጽ እዩ፣ ኣምላኽ ንዅሉ ህይወት ደቂ ሰብ ብማዕረ እዩ ኽብ ኣቢሉ ዚርኢ።

ቈጢብካ ምንባር

ብሃንደበት ዝነበረካ ኣታዊ ምስኣን ዜጨንቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበባዊ ምኽሪ ኣብ ተግባር ምውዓል፡ ብውሑድ ገንዘብ ክትነብር ኪሕግዘካ እዩ።

ንመጠን እትሰትዮ ኣልኮላዊ መስተ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ትኽእል፧

ኣብ ዜጭንቕ እዋን እውን ከይተረፈ፡ ኣልኮላዊ መስተ ኸተቋርጽ ኪሕግዘካ ዚኽእል ሓሙሽተ ምኽሪ።

ንግዳያት ዘቤታዊ ዓመጻ ዚኸውን ሓገዝ

ናትኪ ጌጋ ኸም ዘይኰነ ፍለጢ፣ በይንኺ ድማ ኣይኰንክን።

ንተነጽሎ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ

ከም እተነጸልካ ዀይኑ ኺስምዓካ ኸሎ፡ ተስፋን ሓጐስን ዕግበትን ክትረክብ ዘይከኣል መሲሉ ይረኣየካ ይኸውን—ዘይከኣል ግና ኣይኰነን።

እተፈላለየ

ሁልድሪክ ዝዊንግሊ፡ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ንምርካብ ዝገበሮ ጻዕሪ

ብ16 ክፍለ ዘመን፡ ዝዊንግሊ፡ ሓያሎ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ረኺቡ፣ ካልኦት ከምኡ ምእንቲ ኺገብሩ እውን ሓጊዙ እዩ። ካብ ህይወቱን ካብ እምነቱን እንታይ ትምህርቲ ኽንረክብ ንኽእል፧

ንስም ኣምላኽ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ናብ ቦታኡ ዝመለስዎ ኽልተ ተርጐምቲ

ስም ኣምላኽ ናብ ቦታኡ ኺምለስ ዜድልዮ ስለምንታይ እዩ፧ ንምዃኑ ብሓቂዶ የገድስ እዩ፧

ንዝሓዘኑ ዚኸውን መጸናንዒ

ሰብና ኺመዉት ከሎ፡ ስቓይና ዚርድኣልና ኣካል ከም ዘየለ ዀይኑ ይስምዓና ይኸውን። እንተዀና ግና፡ ኣምላኽ ይርዳኣልና፡ ኪሕግዘና ድማ ይኽእል እዩ።

ካብ መስዋእቲ የሱስ ተጠቐም

የሱስ ካብ ሞቱ ምእንቲ ኽንጥቀም እንታይ ክልተ ኣገደስቲ ነገራት እዩ ምሂሩና፧

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት

ሓዘንካ ንምጽዋር ዜኽእለካ ግብራዊ ስጕምትታት ርኸብ።

ዮሃንስ መጥምቕ ብሓቂዶ ነይሩ እዩ፧

እቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ ጆሰፈስ ዚብሃል ጸሓፍ ታሪኽ ንዮሃንስ መጥምቕ ናይ ሓቂ ሰብ ከም ዝዀነ ገይሩ እዩ ርእይዎ። ንሕና እውን ከምኡ ዓይነት ኣረኣእያ ኺህልወና ይኽእል እዩ።

ጥንታዊ መዛግብቲ፡ ሓደ ነገድ እስራኤል ኣበይ ሰፊሩ ምንባሩ ኣረጋጊጹ

ኣጋልዕ ሰማርያ፡ ኣብ ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ልክዕ ምዃኑ የረጋግጽ።

ናይ ጥንቲ ማሕተም እንታይ እዩ ነይሩ፧

ናይ ጥንቲ ማሕተም ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ ነገስታትን ገዛእትንከ ብኸመይ ይጥቀሙሉ ነይሮም፧

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቶም ኣብ ባቢሎን ዝነበሩ ምሩኻት ኣይሁድ ዚህቦ መግለጽስ ልክዕ ድዩ፧

ዓለማዊ ምንጭታት ምስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ኣይሁድ ኣብ ምርኮ ባቢሎን ዚህልዎም ናብራ ዝበሎ ነገር ይሰማማዕ ድዩ፧

መደብ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸተንብብ፡ ንሓደ ዓመት ዚኸውን መደብ ከተውጽእ፡ ታሪኻዊ ፍጻመታት ክትፈልጥ፡ ወይ ንፈለማ እዋን መደብ ከተውጽእ እንተ ደሊኻ፡ እዚ መደብ እዚ ኺሕግዘካ እዩ።

ጥንታዊ ቕሩጽ ምስሊ ግብጻውያን ንዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ይድግፍ

ጥንታዊ ቕሩጽ ምስሊ ግብጻውያን ንሓቅነት መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚድግፍ ፍለጥ።

ኣምላኽ ብዛዕባ ስነ ጥዕና ዝሃቦ ሕግታት ቅድሚ ዘመኑ እዩ ነይሩ

ጥንቲ ዝነበሩ ህዝቢ እስራኤል ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ስነ ጥዕና ዝሃቦ ምዕቡል ሕግታት ብምስዓቦም ተጠቒሞም እዮም።

ስነ ጥንታዊ ርኽበት፡ ንጉስ ዳዊት ብሓቂ ኣብ ታሪኽ ዝነበረ ሰብ ምዃኑ ኣሚቱ

ገሊኦም ሓያስያን፡ ዳዊት ንጉስ እስራኤል ኣብ ናይ ሓደ ነገድ ጽውጽዋይ ዚርከብ ገጸ ባህርይ ከም ዝዀነ ይማጐቱ እዮም። ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ፡ ኣብ ስነ ጥንታዊ ርኽበታት እንታይ ተረኺቡ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ኣኽብሮት ነበሮም—ቍንጽል (ዊልያም ቲንደል)

ንመጽሓፍ ቅዱስ ዘለዎ ፍቕሪ ኣብ ዕዮኡ ተራእዩ እዩ፣ ንሕና እውን ካብ ዕዮኡ ኽሳዕ ሕጂ ንጥቀም ኢና።

Sorry, there are no terms that match your selection.