ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

JW LIBRARY

Frequently Asked Questions​—JW Library (Windows)

Frequently Asked Questions​—JW Library (Windows)

ኣይጸንሕን እዩ። JW Library ደምሲስካ ኸም ብሓድሽ እንተ ጽዒንካዮ፡ ኵሉ ዕልባትካን ዘድመቕካዮ ጽሑፋትን ይጠፍእ እዩ። ሓንቲ ጽሕፍቲ ጥራይ ደምሲስካ ኸም ብሓድሽ እንተ ኣራጊፍካ ግና፡ እቲ ኣብታ ጽሕፍቲ ጌርካዮ ዝነበርካ ዕልባትን ዘድመቕካዮ ሓሳባትን ተዓቂቡ ኺጸንሓካ እዩ።

 

ኣይትኽእልን ኢኻ። ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ነቲ ዝገበርካዮ ዕልባትን ዘድመቕካዮ ጽሑፋትን፡ ኣብ ሓደ ኤሌክትሮኒካዊ መሳርሒ ጥራይ ኢኻ ኽትረኽቦ እትኽእል።