ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

JW LIBRARY

ንኣንድሮይድ ዚኸውን ሓገዝ

ንኣንድሮይድ ዚኸውን ሓገዝ

JW Library ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ ወግዓዊ ኣፕሊኬሽን እዩ። ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሓያሎ መጽሓፍ ቅዱሳትን መጻሕፍትን ብሮሹራትን ድማ ኣለዎ።

 

 

ኣብዚ ኽፋል እዚ

JW Library ተጠቐም—ኣንድሮይድ

ቀንዲ ትሕዝቶ JW Library ብኸመይ ከም እትጥቀም ተምሃር።

መጽሓፍ ቅዱሳት ኣራጊፍካ ተጠቐም—ኣንድሮይድ

ነቲ ኣብ ኣንድሮይድ ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ብኸመይ መጽሓፍ ቅዱሳት ኣራጊፍካ ኸም እትጥቀመሉ ተምሃር።

ሕታማት ኣራጊፍካ ተጠቐም—ኣንድሮይድ

ነቲ ኣብ ኣንድሮይድ ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ብኸመይ ሕታማት ኣራጊፍካ ኸም እትጥቀመሉ ተምሃር።

ዕልባት ተጠቐም—ኣንድሮይድ

ኣብቲ ኣብ ኣንድሮይድ ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ብኸመይ ዕልባት ከም እትጥቀም ተምሃር።

ታሪኽ ተጠቐም—ኣንድሮይድ

ኣብቲ ኣብ ኣንድሮይድ ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ብኸመይ ታሪኽ ከም እትጥቀም ተምሃር።

ትርኢት ጽሑፋት ኣተዓራሪ—ኣንድሮይድ

ኣብ ኣንድሮይድ ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ትርኢት ጽሑፋት ብኸመይ እተተዓራሪ ተምሃር።

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ኣብ ጽሑፋት ድለ—ኣንድሮይድ

ኣብቲ ኣብ ኣንድሮይድ ዚርከብ JW Library ብኸመይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ኣብ ጽሑፋት ከም እትደልን ብኸመይ ኣብ ኢንሳይት ኦን ዘ ስክሪፕቸርስ ብርእሰ ነገር ከም እትደልን ተምሃር።

ነቲ ጽሑፍ ኣድምቆ—ኣንድሮይድ

ኣብቲ ኣብ ኣንድሮይድ ዚርከብ JW Library ብኸመይ ጽሑፍ ከም እተድምቕ ተምሃር።