ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

JW LIBRARY

ንiPad፡ iPhone፡ iPod touch ዚኸውን ሓገዝ

ንiPad፡ iPhone፡ iPod touch ዚኸውን ሓገዝ

JW Library ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ ወግዓዊ ኣፕሊኬሽን እዩ። ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሓያሎ መጽሓፍ ቅዱሳትን መጻሕፍትን ብሮሹራትን ድማ ኣለዎ።

 

 

ኣብዚ ኽፋል እዚ

JW Library ተጠቐም—iOS

ቀንዲ ትሕዝቶ JW Library ብኸመይ ከም እትጥቀም ተምሃር።

መጽሓፍ ቅዱሳት ኣራጊፍካ ተጠቐም—OS

ነቲ ኣብ iOS ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ብኸመይ መጽሓፍ ቅዱሳት ኣራጊፍካ ኸም እትጥቀመሉ ተምሃር።

ሕታማት ኣራጊፍካ ተጠቐም—iOS

ነቲ ኣብ ios ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ብኸመይ ሕታማት ኣራጊፍካ ኸም እትጥቀመሉ ተምሃር።

ዕልባት ተጠቐም—iOS

ኣብቲ ኣብ iOS ዚርከብ JW Library ብኸመይ ዕልባት ከም እትጥቀም ተምሃር።

ታሪኽ ተጠቐም—iOS

ኣብቲ ኣብ iOS ዚርከብ JW Library ብኸመይ ታሪኽ ከም እትጥቀም ተምሃር።

ትርኢት ጽሑፋት ኣተዓራሪ—iOS

ኣብ iOS ዚርከብ ኣፕሊኬሽን ሞባይል JW Library ትርኢት ጽሑፋት ብኸመይ እተተዓራሪ ተምሃር።

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ኣብ ጽሑፋት ድለ—iOS

ኣብቲ ኣብ iOS ዚርከብ JW Library ብኸመይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ኣብ ጽሑፋት ከም እትደልን ብኸመይ ኣብ ኢንሳይት ኦን ዘ ስክሪፕቸርስ ብርእሰ ነገር ከም እትደልን ተምሃር።

ነቲ ጽሑፍ ኣድምቆ—iOS

ኣብቲ ኣብ iOS ዚርከብ JW Library ብኸመይ ጽሑፍ ከም እተድምቕ ተምሃር።