ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንሓዘን ምጻሩ

መከራ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መከራ እንታይ ይብል፧

ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ዜጋጥመና ፈተናታትን ስቓይን ይግደስ ድዩ፧

መከራ—ካብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ድዩ፧

ኣምላኽ ንሰባት ብሰንኪ ሓጢኣቶም ንምቕጻዕ ሕማም ወይ ሓደጋ ይጥቀም ድዩ፧

ንዜሕዝን ኣጋጣሚ ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧

መንእሰያት ንሓዘኖም ንምጽዋር እንታይ ከም ዝሓገዞም ኣዘንትዮም ኣለዉ።

ኣብዚ ቐረባ ግዜ ዚፍጸም ናይ ሓቂ ተስፋ

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህብ ተስፋ ካብቲ ሰባት ዚህብዎ ተስፋ እተፈልየ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

እቲ ዜደንቕ መጻኢ ኸመይ ይመስል፧

የሱስ ንደቂ ሰብ፡ ገነት ዝዀነት ምድሪ ኼውርሶም እዩ።

ግብረ ሽበራ ኼብቅዕ ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ክልተ ምኽሪ፡ ነቶም ኣደዳ ግብረ ሽበራ ዝዀኑ ሰባት፡ ፍርህን ዓመጻን ምሉእ ብምሉእ ክሳዕ ዚውገድ ንምጽዋር ይሕግዞም።

ብዛዕባ ጾታዊ መጥቃዕቲ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧—2ይ ክፋል፦ ሕውየት

ካብቶም ሕጂ ዝተመሓየሹ ህስያ ኣጋጢምዎም ዚነበረ ሰባት ተመሃር።

ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና ይግደስ ድዩ፧

ገለ ሰባት፡ ብሰንኪ እቲ ኣብ ከባቢና ዚርእይዎ ዘለዉ መከራ፡ ብዛዕባ ህልውና ኣምላኽ ይጠራጠሩ እዮም። እቲ ዜጋጠመና መከራን ስቓይን ንኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚትንክፎ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ተምሃር።

ኣምላኽ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

ብዙሓት ሰባት ስለምንታይ ዓለም ብጽልእን ብመከራን ከም ዝመልአት ይሓትቱ እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ ዜዕግብን ዜጸናንዕን መልሲ ይህብ እዩ።

ኣምላኽ፡ ኣይሁድ ብጃምላ ኪቕተሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

ብዙሓት ሰባት፡ ‘ኣምላኽ ፈቃር ክነሱ፡ ስለምንታይ እዩ ኣዝዩ ብዙሕ መከራ ኺህሉ ፈቒዱ’ ኢሎም ይሓትቱ እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ኣዕጋቢ መልሲ ይህብ እዩ።

መከራ ዜኽትመሉ ግዜ ቐሪቡ!

ኣምላኽ ንዅሉ ጠንቂ መከራ ኼወግዶ ተመባጺዑ ኣሎ። ነዚ ብኸመይን መዓስን እዩ ዚገብሮ፧

ሞት ሰብካ

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት

ሓዘንካ ንምጽዋር ዜኽእለካ ግብራዊ ስጕምትታት ርኸብ።

ዜሕዝን ነገራት ኬጋጥም ከሎ—ሞት እተፍቅሮ ሰብ

16 ዓመት ይገብር፡ ሓሙሽተ ኣባላት ቤተ ሰብ ሮናልዶ ብሓደጋ ማኪና ሞቱ። ሮናልዶ ኣብ ህይወቱ ሃጓፍ ከም ዘሎ ዀይኑ ዚስምዖ እኳ እንተ ዀነ፡ ውሽጣዊ ሰላም ረኺቡ እዩ።

ንሓዘን ምኽኣሉ—ሕጂ እንታይ ክትገብር ትኽእል

ሰቦም ዝሞቶም ብዙሓት ሰባት እተወሰነ መሰረታዊ ስጕምትታት ብምውሳድ፡ ተጸናኒዖም እዮም።

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚመውት፡ ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧

ሞት እትፈትዎ ሰብካ ኽትክእሎ ዚሕግዘካ ሓሙሽተ ግብራዊ ሓሳባት ርአ።

ወላዲ ምስ ዚመውት

ሞት ወላዲ ኣዝዩ ዜሕዝን እዩ። መንእሰያት ነቲ በዚ ምኽንያት እዚ ዜጋጥሞም ስምዒታት ሓዘን ኪጾርዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ቈልዑ ምስ ዚሓዝኑ

ኣባላት ስድራ ቤቶም ንዝሞትዎም ሰለስተ መንእሰያት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ሓጊዝዎም፧

ውሉድካ ብዛዕባ ሞት ኪሓትት ከሎ

ንሕቶታቶም ንኽትምልሰሎምን ንሞት ዜፍቅርዎ ሰብ ብኸመይ ከም ዚኽእልዎ ንኽትነግሮምን ኪሕግዘካ ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት።

ተስፋ ምውታት—ርግጸኛ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ትንሳኤ ኽንትኣማመን ዚሕግዘና ኽልተ ብቑዕ ምኽንያታት ይህበና እዩ።

ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ብሉጽ ሓገዝ

መጽሓፍ ቅዱስ ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ብሉጽ ሓገዝ ይህብ እዩ።

ሓደጋን ዕንወትን

ምዝባዕ ኵነታት ኣየር—መጽሓፍ ቅዱስ ይሕግዝ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ እተዛብዐ ዅነታት ኣየር ከየጋጠመ ኸሎን ኣብ ዜጋጥመሉ እዋንን ምስ ሓለፈን እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ ዚሕግዝ ምኽሪ ይህብ እዩ።

ሓደጋ ምስ ዜጋጥም—ህይወት ኬድሕን ዚኽእል ስጕምትታት

እዚ ስጕምትታት እዚ፡ ህይወትካን ህይወት ካልኦትን ኬድሕን ይኽእል እዩ።

ሓደጋ ምስ ዜጋጥም፡ ብህይወት ምንባርዶ ይሓይሽ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ባህርያዊ ሓደጋ ዝሓደጎ ሳዕቤናት ክትጻወር ዜኽእል ግብራዊ መምርሒ ይህብ እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ባህርያዊ ሓደጋ እንታይ ይብል፧

ካብ ኣምላኽ ዝወርድ መቕጻዕቲ ድዩ፧ ኣምላኽ ንግዳያት ባህርያዊ ሓደጋ ይሕግዝ ድዩ፧