ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እቲ ዜደንቕ መጻኢ ኸመይ ይመስል፧

እቲ ዜደንቕ መጻኢ ኸመይ ይመስል፧

ነቲ ኣምላኽ ንትምኒት ህያው ዘበለ ዅሉ ብምዕጋብ ቃሉ ምሉእ ብምሉእ ዚፍጽመሉ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ “ናይ ሓቂ ህይወት” ተባሂሉ ዘሎ ርአ። (1 ጢሞቴዎስ 6:19፣ መዝሙር 145:16) ከምዚ ዓይነት ህይወት ብኸመይ ኪርከብ ይኽእል፧