ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ኣብ ቀንዲ ገጽ ዝወጸ

 

ንስድራ ቤታት ዜዐውት 12 ረቛሒታት

እዚ እንታይ ምዃኑ፡ ኣብዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ ፍለጥ።

 

መንግስቲ ኣምላኽ ንጸገማት ደቂ ሰብ ክትፈትሖ እያ

ተቓውሞ ሓያል ጽልዋ ብምሕዳር ለውጢ ኸም ዚመጽእ ኪገብር ይኽእል እዩ። ኰይኑ ግና፡ ንዘይፍትሓዊ ተግባራትን ንብልሽውናን ንጭቈናን መፍትሒኡ ንሱ ድዩ፧

ምትካኽ ሽጋራ ሓጢኣት ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምትካኽ ሽጋራ ኣይተገልጸን፡ እሞ ደኣ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ከመይ ጌርካ ይፍለጥ፧

ሓቂ ንምርካብ ዚግበር ጻዕሪ

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ብዛዕባ ህይወት ዚልዓል ኣገዳሲ ሕቶታት፡ ሓቀኛ መልሲ ይህብ እዩ።

ሓቢርኩም ጽቡቕ ግዜ ኣሕልፉ

ሰብኣይን ሰበይትን ብሓባር ኣብ ዚዀኑሉ እውን ከይተረፈ፡ እሂን ምሂን ከይብሃሃሉ ይኽእሉ እዮም። ሰብ ሓዳር መብዛሕትኡ ግዜኦም ብሓባር ኬሕልፍዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ!

ብርእስኻ ውሳነ ኽትገብር ምእንቲ ኽትክእል፡ ነዘን ኣርባዕተ ስጕምትታት ኣስተብህለለን።

ኣምላኽ ብዛዕባ ደቂ ኣንስትዮ ይግደስ ድዩ፧

መልሲ እዚ ሕቶ እዚ፡ ግፍዕን ዘይፍትሓውነትን ኬጋጥመኪ ኸሎ፡ ናይ ኣእምሮ ሰላም ክትረኽቢ ኺሕግዘኪ እዩ።

 

ኣብ ህይወተይ ሓጐስ ክረክብ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ብናጻ ዚግበር መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

 

ግጭት መዓስ እዩ ደው ዜብል፧—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ኣብ ቀረባ ግዜ ዅሉ ውግኣት ኬኽትም እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዜኽትም ይገልጽ።

ኣርማጌዶን ኣብ እስራኤል ድዩ ዚጅምር፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

 

ንጽምዋ ንኻልኦት ብምሕጋዝ ተቓለሶ

መጽሓፍ ቅዱስ ዝህቦ ምኽሪ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።

 

ካብ ግጉይ ሓበሬታ ተሓሎ

ዜደናግር ዜናን ናይ ሓሶት ጸብጻብን ሽርሕን ኣስፋሕፊሑ ኣሎ፣ እዚ ኺጐድኣካ ይኽእል እዩ።

ግብረ ሽበራ ኼብቅዕ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተስፋ ይህብ፧

 

ካብ መስዋእቲ የሱስ ተጠቐም

ክትወስዶ እትኽእል ክልተ ስጕምቲ ርአ።

 

ምልክት “ዳሕሮት መዓልትታት” እንታይ እዩ፧

እቲ ምልክት ለበዳ የጠቓልል ድዩ፧

 

ብዛዕባ መከራ ዚልዓል 5 ሕቶታት ምስ መልሱ

ብዛዕባ እዚ ሓቂ ምፍላጥካ፡ ዜሕዝን ነገር ኬጋጥመካ ኸሎ የጸናንዓካ እዩ።

ካብ ጸቕጢ እፎይታ ርኸብ

ጸቕጢ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። ካብ ጸቕጢ እፎይታ ንምርካብ ግና ክትገብሮ እትኽእል ብዙሕ ነገራት ኣሎ።

ብኣምላኽ እተሓርየ መራሒ መን እዩ፧

ኣብ ብምሉኡ ታሪኽ፡ መራሒ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኸውን ብቕዓት ዘለዎ ሓደ ጥራይ እዩ።

 

ኣቐዲምካ ፍርድስ ፈውሲ ኣለዎዶ፧

እቲ ቓልሲ ኣብ ኣእምሮናን ልብናን እዩ ዚጅምር። ነቲ ኣቐዲምካ ናይ ምፍራድ ጸገም ከነሰንፈሉ እንኽእል ሓሙሽተ መገድታት ንርአ።