ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 1 2020 | ሓቂ ንምርካብ ዚግበር ጻዕሪ

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ብዛዕባ ህይወት ዚልዓል ኣገዳሲ ሕቶታት፡ ሓቀኛ መልሲ ይህብ እዩ።

ሓቂ ንምርካብ ዚግበር ጻዕሪ

ኣብዚ ጥርጣረን ሓሶትን ዝሰፈኖ ሃዋህው፡ ብዛዕባ ህይወት ንዘሎካ ኣገዳሲ ሕቶታት ሓቀኛ መልሲ ንምርካብ ኽትጥቀመሉ እትኽእል ሜላ ኣሎ።

መጽሓፍ ቅዱስ—እሙን ምንጪ ሓቂ

ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትኣምኖ ኸም እትኽእል ምሉእ ብምሉእ ርግጸኛ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።

ብዛዕባ ኣምላኽን ክርስቶስን፡ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧

ኣብ መንጎ የሆዋ ኣምላኽን የሱስ ክርስቶስን እንታይ ፍልልይ ኣሎ፧

ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ፡ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧

ቅዱሳት ጽሑፋት ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ንጉሳ መን ምዃኑ፡ መንበረ መንግስታ ኣበይ ምዃኑ፡ ዕላማኣ እንታይ ምዃኑ፡ ገዛእታ መን ምዃኖም፡ ተገዛእታ መን ምዃኖም ይገልጽ እዩ።

ብዛዕባ መጻኢ፡ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧

ኣብቲ ኣምላኽ ብዛዕባ መጻኢ ምድርናን ብዛዕባ እቶም ኣብኣ ዚነበሩ ሰባትን ዝበሎ ነገራት ዘሎካ ተስፋ ኣደልድል።

ሓቂ እንታይ ክትጠቕመካ ትኽእል፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ ፍልጠት ሓቂ፡ ብዙሕ ጥቕሚ ኣለዎ።