ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ምዃኑ ርግጸኛታት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ቃል ኣምላኽ” ምዃኑ፡ ምንጩ ድማ እቲ “ኺሕሱ ዘይክእል ኣምላኽ” ምዃኑ ይነግረና እዩ። (1 ተሰሎንቄ 2:13፣ ቲቶስ 1:2) ብሓቂዶ ኸምኡ እዩ፡ ወይስ ጽውጽዋያትን ኣፈ ታሪኽን ዝመልኦ መጽሓፍ እዩ፧