ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ታሪኽ መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ኢሉ ኣባና በጺሑ፧

እቲ ኣብቲ በዅሪ ጽሑፋት መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ሓሳብ ብልክዕ ከም እተመሓላለፈልና ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል ኢና።

ምዕራፋትን ፍቕድታትን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተኣታተወ ብኸመይ እዩ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ብምዕራፋትን ብፍቕድታትን ምክፍፋል ውጽኢታዊ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብሰንኪ ምጽራር ኣይጠፍአን

ሓያሎ ፖለቲካውያንን ሃይማኖታውያንን መራሕቲ፡ ሰባት መጽሓፍ ቅዱስ ከይውንኑን ከየሕትሙን ከይትርጉሙን ኪኽልክልዎ እኳ እንተ ፈተኑ፡ ዋላ ሓደ ኻባታቶም ኣይተዓወተን።

መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ፧

ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ፡ ካብ ኵሉ ኻልእ መጻሕፍቲ እተፈልየ መጽሓፍ ኪኸውን ኣለዎ

መጽሓፍ ቅዱስ ተቐዪሩ ወይ መልእኽቱ ተጠውዩ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ጥንታዊ መጽሓፍ ብምዃኑ፡ መልእኽቱ ብልክዕ ከም እተዓቀበ ኸመይ ጌርና ርግጸኛታት ክንከውን ንኽእል፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ መልእኽቱ ንምጥዋይ ብእተገብረ ፈተነ ኣይጠፍአን

ገሊኦም ውልቀ ሰባት ንመልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኪጠውይዎ ፈተኑ። ጻዕርታቶም እተፈልጠን ዝፈሸለን ብኸመይ እዩ፧