ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧

ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧

ኣምላኽ ከም ኵሉ ዚኽእል፡ ፈጣሪ፡ ጐይታ ዝኣመሰለ ብዙሕ መዓርጋት ኣለዎ። (እዮብ 34:12፣ መክብብ 12:1፣ ዳንኤል 2:47) ንርእሱ ግና ስም ኣውጺኡ ድዩ፧