ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ብኸመይ ዜሐጕስ ሓድሽ ህይወት ከም ዝጀመርኩ

ብኸመይ ዜሐጕስ ሓድሽ ህይወት ከም ዝጀመርኩ

ሰርጌ ኻብ ቍልዕነቱ ጀሚሩ ሓፋርን ሓሳቡ ኺገልጽ ዘይክእልን እዩ ነይሩ። ዕላማ ህይወት ምእንቲ ኺርዳእ ኣምላኽ ኪሕግዞ ድማ ጸለየ፡ ጸሎቱ ድማ ድሕሪ ኽልተ ሰዓት ተመለሰ።