ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መንፈሳዊ ሸቶታት ምውቃዕ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር መንፈሳዊ ዕቤት ኪገብሩን ሸቶታቶም ኪወቕዑን፡ መጽሓፍ ቅዱስ ሓጋዚ ዀይኑ ረኺቦምዎ እዮም።

ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት

ዜዕግብ ህይወት ኪህልወካ ትደሊዶ፧ ካመሮን ኣብ ዘይተጸበየቶ ቦታ ዜሐጕስ ህይወት ብኸመይ ከም ዝረኸበት ከተዘንቱ ኸላ ስማዕ።

ፈትዮም ይመጹ

ናብ ወጻኢ ሃገር ከይደን ዜገልግላ ብዙሓት ኣሓት፡ ኣብ ፈለማ ይወላወላ ነይረን እየን። እሞ ደኣ ኸመይ ገይረን እየን ትብዓት ረኺበን፧ ካብቲ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘገልገላኦ ኣገልግሎትከ እንታይ እየን ተማሂረን፧

ፈትዮም ይመጹ—ኣልባንያን ኮሶቮን

እዞም ዝያዳ ዓየይቲ ናብ ዜድልዩሉ ቦታታት ከይዶም ዜገልግሉ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ እንታይ ሓጐስ እዩ ንብድሆታቶም ኪጻወሩ ሓጊዝዎም፧

ፈትዮም ይመጹ ብራዚል

ዜተባብዕ ተመክሮ ናይ እቶም ዝያዳ ንኣምላኽ ንምግልጋል ናብ ካልእ ቦታ ዝገዓዙ ኣንብብ።

ፈትዮም ይመጹ—ቡልጋርያ

ንስብከት ናብ ወጻኢ ሃገር ምግዓዝ እንታይ ብድሆታት የምጽእ፧

ፈትዮም ይመጹ—ጋና

ናብቲ ዝያዳ ወንጌላውያን ዜድልዩሉ ቦታ ኸይዶም ኬልግሉ ዚመርጹ ኣስፋሕቲ ብዙሕ ብድሆታት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብዙሕ በረኸት እውን ይረኽቡ እዮም።

ፈትዮም ይመጹ—ማዳጋስካር

ነቶም ኣብቲ ሰፊሕ ክሊ ማዳጋስካር መልእኽቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኪዝርግሑ ዝገዓዙ ወጻእተኛታትን ደቂ ዓድን ዝዀነ ኣስፋሕቲ ፍለጦም።

ፈትዮም ይመጹ—ማይክሮነዥያ

ኣብተን ኣብ ፓሲፊክ ዚርከባ ደሴታት ዜገልግሉ ኻብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ሰለስተ ብድሆታት የጋጥሞም እዩ። እሞኸ እዞም ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ እዚኦም፡ ነቲ ብድሆታት ብኸመይ እዮም ዚዋጽኡሉ፧

ፈትዮም ይመጹ—ምያንማር

ብዙሓት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓዶም ሓዲጎም ኣብ ምያንማር ኣብ ዚካየድ መንፈሳዊ ቐውዒ ዚሕግዙ ዘለዉ ስለምንታይ እዮም፧

ፈትዮም ይመጹ—ኒው ዮርክ

ዕዉታት ሰብ ሓዳር ነታ ዝፈትውዋ ቤቶም ገዲፎም ናብ ንእሽቶ ቤት ዝገዓዙ ስለምንታይ እዮም፧

ፈትዮም ይመጹ ኖርወይ

ንሓንቲ ስድራ ቤት ዘይተሓስበ ሕቶ ምስ ኣጋጠማ፡ ኣብቲ ዝያዳ ኣስፋሕቲ ዜድልዩሉ ቦታ ንኽትግዕዝ ዝወሰነት ብኸመይ እያ፧

ፈትዮም ይመጹ—ኦሽያንያ

ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ኦሽያንያ ኸይዶም ዜገልግሉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንዘጋጠሞም ብድሆታት ብኸመይ ሰጊሮምዎ፧

ፈትዮም ይመጹ—ፊሊፒንስ

ገሊኣቶም ንስራሖም ሓዲጎምን ንንብረቶም ሸይጦምን፡ ኣብ ፊሊፒንስ ናብ ዚርከብ ግሉል ቦታ ንኺግዕዙ ዝደረኾም እንታይ ምዃኑ ፍለጥ።

ፈትዮም ይመጹ—ሩስያ

ብዛዕባ እቶም ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ቦታታት ንምግልጋል ናብ ሩስያ ዝገዓዙ ዘይተመርዓዉን ሰብ ሓዳርን ኣንብብ። ኣብ የሆዋ ብዝያዳ ኺውከሉ ኸም ዘለዎም ተማሂሮም እዮም።

ፈትዮም ይመጹ—ታይዋን

ልዕሊ 100 ዝዀኑ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልይሉ ቦታ ንኼገልግሉ ናብዚ ቦታ እዚ ግዒዞም እዮም። ንተመክሮኦም ኣንብቦ፡ ንኺዕወቱ እንታይ ከም ዝሓገዞም ከኣ ርአ።

ፈትዮም ይመጹ—ቱርኪ

ብ2014 ኣብ ቱርኪ ፍሉይ ወፈራ ስብከት ተኻይዱ እዩ። እዚ ወፈራ እዚ ዘድለየ ስለምንታይ እዩ፧ ኣብቲ ወፈራ እተኻፈሉኸ መን እዮም፧

ፈትዮም ይመጹ—ምዕራብ ኣፍሪቃ

ንገሊኦም ኤውሮጳውያን ናብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ንኺግዕዙ ዝደረኾም እንታይ እዩ፧ እንታይ ውጽኢትከ ረኺቦም፧

ናብራና ኸነቕልል ወሲንና

ኣብ መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባ ዝቐረበ መደረ፡ ኣብ ኮሎምብያ ንዚርከቡ ሰብ ሓዳር ብዛዕባ ቐዳምነት ዚህብዎ ነገር ዳግም ኪግምግሙ ሓጊዝዎም።

ኣብ ምንታይ እየ ኣትየ፧

ኣብ በኒን ሓንቲ ሚስዮናዊት፡ ጽሙማት ናብ ኣምላኽ ኪቐርቡ ንምሕጋዝ ቋንቋ ምልክት ብኸመይ ከም እተማህረት ኣንብብ።

ብቝልዕነተይ ዝመረጽክዎ

ኣብ ኮሎምበስ፡ ኦሃዮ፡ ሕ.መ.ኣ. ዚነብር ዝነበረ ሓደ ቘልዓ፡ ካምቦድያኛ ኺመሃር ወሲኑ። ስለምንታይ፧ ውሳነኡ ንመጻኢኡ ዝቐረጾኸ ብኸመይ እዩ፧