ፍሉይ ፍጻመታት

ፍሉይ ፍጻመታት

ስነ ስርዓት ምረቓ መበል 137 ክፍሊ ናይ ጊልዓድ ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ግምቢ ዘብዐኛ

ኵሎም ተኣከብቲ፡ ትሑታት ኪዀኑን ሓሳባት የሆዋ ብቐጻሊ ኣብ ልቦም ኪሰርጹን ተዘኻኺሮም።

ፍሉይ ፍጻመታት

ስነ ስርዓት ምረቓ መበል 137 ክፍሊ ናይ ጊልዓድ ቤት ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ግምቢ ዘብዐኛ

ኵሎም ተኣከብቲ፡ ትሑታት ኪዀኑን ሓሳባት የሆዋ ብቐጻሊ ኣብ ልቦም ኪሰርጹን ተዘኻኺሮም።

ጸብጻብ ዓመታዊ ኣኼባ—ጥቅምቲ 2014

እዚ ታሪኻዊ ዝዀነ ዓመታዊ ኣኼባ ንመበል 100 ዓመት ምምስራት መሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ ኣኽበረ።

ውህበት 19,000 በረራ ነፋሪት

ኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንሚስዮናውያንን ንኻልኦት ኣብ ወጻኢ ሃገር ኣብ ፍሉይ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት እተጸምዱን ናብ ዓዶም ከይዶም ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታት ኪካፈሉን ምስ ስድራ ቤቶም ግዜ ኼሕልፉን ሓጊዝዎም።

ኣህጉራዊ ኣኼባታት 2014—ናይ የሆዋ መሰኻኽር ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ይደልዩ

ዓለምለኻዊ ሕውነት ዘለዎም ሰባት ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ኺምሃሩ ኺእከቡ ኸለዉ ርአ።

ጕሉሕ ነጥብታት ስነ ስርዓት ምረቓ መበል 138 ክፍሊ ጊልዓድ

እቲ መደብ ስነ ስርዓት ምረቓ፡ ኣርባዕተ ሓድሽ መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ዜጠቓልልን እቶም ተመረቕቲ ነቲ ኣብ ጊልዓድ ዝረኸብዎ ስልጠናን መሰልን ብኸመይ ኪጥቀሙሉ ኸም ዘለዎም ዜጕልሕን እዩ ነይሩ።

ብፍቕሪ ዝሓበሩ—ኣብ ፍራንክፈርት፡ ጀርመን እተኻየደ ዓብዪ ኣኼባ

ካብ እተፈላለየ ሃገራትን ባህልታትን ዝመጹ ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ሰባት ብሰላም ሓቢሮም እዮም።

ኪዛዘም ኣይደለናዮን ኔርና

ኣብዚ ኣብ ያንጎን፡ ሚያንማር እተኻየደ ፍሉይ ኣኼባ፡ እተፈላለየ ዓሌትን ቋንቋን ዜግነትን ዘለዎም ሰባት ፍቕርን ሓድነትን ብግብሪ ኼርእዩ ኸለዉ ርአ።

ኣትላንታ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ሓንጐፋይ ኢላ ተቐቢላቶም

ሰበ ስልጣን ከተማ ነቶም ኣብ ሓምለን ነሓሰን 2014 ኣብ እተኻየደ ሰለስተ ዓበይቲ ኣኼባታት ምእንቲ ኺእከቡ ኢሎም ብውሑዱ ኻብ 28 ሃገራት ዝመጹ ልኡኻት ንኢዶምዎምን ሓንጐፋይ ኢሎም ተቐቢሎምዎምን እዮም።

ጕሉሕ ነጥብታት ስነ ስርዓት ምረቓ መበል 137 ክፍሊ ጊልዓድ

ቤት ትምህርቲ ጊልዓድ፡ ካብ 1943 ንነጀው ፍቓደኛታት ንዝዀኑ ሰባት ብዛዕባ ኣምላኽ ዘለዎም ርጡብ ፍልጠት ምእንቲ ኼዕብዩ ኸተሰልጥን ጸኒሓ እያ። ጕሉሕ ነጥብታት ስነ ስርዓት ምረቓ ርአ።

ጕሉሕ ነጥብታት ዓመታዊ ኣኼባ—ጥቅምቲ 2014

ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ኣጋይሽ ኣብ መበል 130 ዓመታዊ ኣኼባ እቲ ናይ ፐንስልቨንያ ማሕበር መጽሓፍ ቅዱስን ትራክትን ግምቢ ዘብዐኛ ንምክፋል ተኣኻኺቦም ነይሮም። ጕሉሕ ነጥብታት እቲ 100 ዓመት ዝጸንሐ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ እተኸብረሉ ፍሉይ ኣጋጣሚ ርአ።

ኣመሓዳሪ ኣካል፡ ኣብ ሩስያን ዩክረይንን ንዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣተባቢዕዎም

ኣባላት ኣመሓዳሪ ኣካል ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቶም ብፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ እተጸልዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምብርታዕ ናብ ሩስያን ዩክረይንን በጺሖም።

ኣብ ሮማ ብቛንቋ ታጋሎግ እተገብረ ኣኼባ ዞባ—“ዳግም እተኣኻኸበ ዓብዪ ስድራ”

ነቶም ኣብ ኤውሮጳ ዚነብሩ ቛንቋ ታጋሎግ ዚዛረቡ ኣሽሓት ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ንፈለማ እዋን ብቛንቋኦም እተገብረ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ኣኼባ ዞባ እዩ ነይሩ።