ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣህጉራዊ ኣኼባታት 2014—ናይ የሆዋ መሰኻኽር ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ይደልዩ

ኣህጉራዊ ኣኼባታት 2014—ናይ የሆዋ መሰኻኽር ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ይደልዩ

እታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጻ ዘላ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ሎሚ ኣገዳስነት ኣለዋ ድዩ፧ ዓለምለኻዊ ሕውነት ዘለዎም ሰባት ብዛዕባ እዛ መንግስቲ እዚኣን ሓይላን ምእንቲ ኺምሃሩ ኺእከቡ ኸለዉ ርአ።