ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ነቲ ሰላምታ ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና

ነቲ ሰላምታ ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና

እቶም ኣብኡ እትረኽቦም ሰባት ብኸመይ ከም ዚርእዩኻ ስለ ዘተሓሳሰበካ፡ ናብ ኣኼባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምኻድ የሰክፈካ ድዩ፧ ዜሰክፈካ እንተ ዀይኑ፡ ነዚ ናይ ሓቂ ታሪኽ ህይወት ስቲቭ ገርደስ ክትፈትዎ ኢኻ።