ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሞት የሱስ ዘክር

ሞት የሱስ ዘክር

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ዓመት ከምቲ የሱስ ዝኣዘዞ ገይሮም ሞቱ ይዝክሩ እዮም። (ሉቃስ 22:19, 20) ኣብዚ ኣገዳሲ ኣጋጣሚ እዚ ምሳና ኽትእከብ ብኽብሪ ንዕድመካ። ህይወትን ሞትን የሱስ ብኸመይ ከም ዚጠቕመካ ኽትምሃር ኢኻ።