ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሓምለ 2024

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 9 መስከረም–6 ጥቅምቲ 2024 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 27

ከም ጻዶቅ ተባዕ ኩን

ኣብ 9-15 መስከረም 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 28

ንሓቂ ተለልያዶ፧

ኣብ 16-22 መስከረም 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 29

ካብ ፈተና ተሓሎ

ኣብ 23-29 መስከረም 2024 ዚጽናዕ።

ዓንቀጽ መጽናዕቲ 30

ካብ ነገስታት እስራኤል እንረኽቦ ኣገዳሲ ትምህርቲ

ኣብ 30 መስከረም–6 ጥቅምቲ 2024 ዚጽናዕ።

ንሓድሽ ጉባኤ ብኸመይ ትለምዶ፧

ብዙሓት ክርስትያናት ንሓድሽ ጉባኤኦም ለሚዶምዎ እዮም። ኣገዓዕዛኻ ጥጡሕ ምእንቲ ኪኸውን፡ እንታይ ኪሕግዘካ ይኽእል፧ ክትለምድ ዚሕግዘካ ኣርባዕተ ስርዓታት ርአ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

እታ ኣብ ኢሳይያስ 60:1 “ተንስኢ፡ ብርሂ” ተባሂላ ዘላ መን እያ፧ ብኸመይከ እያ ኸምኡ እትገብር፧