ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ማዳጋስካር

  • ኣንትሲራቤ፡ ማዳጋስካር—ፑስ-ፑስ እትብሃል ዓረብያ ንዚስሕብ ሰብኣይ፡ ግምቢ ዘብዐኛ የበርክቱ

ሓጺር ሓበሬታ—ማዳጋስካር

  • ብዝሒ ህዝቢ—29,443,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—40,035
  • ጉባኤታት—841
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን763

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ማዳጋስካር

ነቶም ኣብቲ ሰፊሕ ክሊ ማዳጋስካር መልእኽቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኪዝርግሑ ዝገዓዙ ወጻእተኛታትን ደቂ ዓድን ዝዀነ ኣስፋሕቲ ፍለጦም።