ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኒጀር

  • ኣብ ከባቢ ኣሮ ባዳ፡ ንየማ፡ ኒዠር—ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተት ብሮሹር ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ኒጀር

  • ብዝሒ ህዝቢ—27,066,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—373
  • ጉባኤታት—9
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን83,796

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ምዕራብ ኣፍሪቃ

ንገሊኦም ኤውሮጳውያን ናብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ንኺግዕዙ ዝደረኾም እንታይ እዩ፧ እንታይ ውጽኢትከ ረኺቦም፧

ነዚ እውን ርአ