ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ማላዊ

ሓጺር ሓበሬታ—ማላዊ

  • ብዝሒ ህዝቢ—20,728,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—109,108
  • ጉባኤታት—1,882
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን211

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

የሆዋ ንመገደይ ኬቕንዖ ፈቒደሉ

ታሪኽ ህይወት፦ ኪት ኢተን

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

ብረድዮን ብተለቪዥንን እተመሓላለፈ ኣኼባ ዞባ

ኣኼባ ዞባ 2020 ብኢንተርነት ኪመሓላለፍ ምድላው ተገይሩ፣ ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ኣብ ማላዊን ሞዛምቢክን ዚነብሩ ኣሕዋት ኢንተርነት የብሎምን። እሞ ደኣ ኣብቲ ኣኼባ ብኸመይ ተኣኪቦም፧

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

መስመር ሳተላይት JW፡ ኢንተርነት ናብ ዘይበጽሓሉ ቦታታት ይበጽሕ

ኣብ ኣፍሪቃ ዚነብሩ ኢንተርነት ዘይብሎም ኣሕዋትና ኸመይ ገይሮም እዮም ፈነወ JW ዚርእዩ፧

ዕዮ ሕትመት

ኣብ ኣፍሪቃ ዚርከቡ ዓይነ ስዉራን ይሕገዙ

ኣብ ማላዊ ዚነብሩ ዓይነ ስዉራን ብብረይል ቺቸዋ ንእተዳለወ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ዘለዎም ሞሳ ይገልጹ።