ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፈረንሳይ ጊያና

ሓጺር ሓበሬታ—ፈረንሳይ ጊያና

  • ብዝሒ ህዝቢ—312,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—2,937
  • ጉባኤታት—46
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን109

ተመክሮታት

ኣብ ፈለግ ማሮኒ እተገብረ ጕዕዞ

13 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ጫካ ኣማዞን ደቡብ ኣመሪካ ኣብ ዚርከብ ግሉል ቦታታት ንዚነብሩ ሰባት ተስፋ ዝሓዘለ መልእኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንምንጋር ጕዕዞ ገይሮም።

ነዚ እውን ርአ