ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኢስቶንያ

ሓጺር ሓበሬታ—ኢስቶንያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—1,366,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—4,110
  • ጉባኤታት—54
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን335

ዕዮ ሕትመት

ኤስቶንያ ንሓደ “ዓብዪ ዕማም” ኣሞጊሳ

ብኤስቶንያኛ እተዳለወ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ኣብቲ ኣብ ኤስቶንያ ዚግበር ናይታ ዓመት ስርሓት ቅያ ቋንቋ ዚብሃል ሽልማት ኪወዳደር ብ2014 ተሓጽዩ።

ግምቢ ዘብዐኛ

“ታሪኽ ኣይሕሱን እዩ”

ብ1 ሚያዝያ 1951፡ ብኣማእታት ዚቝጸሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ ኢስቶንያ ናብ ሳይቤርያ ተጠሪዞም። ስለምንታይ፧

ነዚ እውን ርአ