ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

በኒን

  • ጥቓ ቡኩምበ፡ በኒን—ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ይዕድሉ።

ሓጺር ሓበሬታ—በኒን

  • ብዝሒ ህዝቢ—13,124,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—14,838
  • ጉባኤታት—260
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን930

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ምዕራብ ኣፍሪቃ

ንገሊኦም ኤውሮጳውያን ናብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ንኺግዕዙ ዝደረኾም እንታይ እዩ፧ እንታይ ውጽኢትከ ረኺቦም፧

ግምቢ ዘብዐኛ

ኣብ ምንታይ እየ ኣትየ፧

ኣብ በኒን ሓንቲ ሚስዮናዊት፡ ጽሙማት ናብ ኣምላኽ ኪቐርቡ ንምሕጋዝ ቋንቋ ምልክት ብኸመይ ከም እተማህረት ኣንብብ።