ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ቡርኪና ፋሶ

  • ማንጋ፡ ቡርኪና ፋሶ—ጡጥ ንዚእክቡ ይምስክሩ

ሓጺር ሓበሬታ—ቡርኪና ፋሶ

  • ብዝሒ ህዝቢ—22,721,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—1,986
  • ጉባኤታት—50
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን12,470

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ምዕራብ ኣፍሪቃ

ንገሊኦም ኤውሮጳውያን ናብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ንኺግዕዙ ዝደረኾም እንታይ እዩ፧ እንታይ ውጽኢትከ ረኺቦም፧

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ናብ ኣምላኽ ምቕራብ ይሕሸኒ

ሳራ መይጋ ጓል ትሽዓተ ዓመት ምስ ኰነት፡ ኣካላዊ ዕቤት ምግባር እኳ እንተ ኣቋረጸት፡ መንፈሳዊ ዕቤት ትገብር ነበረት።

ነዚ እውን ርአ