ተነዲፉ ድዩ፧ ኣብ ተፈጥሮ ዚርአ ኣጠቓቕማ ጸዓት ኣጻውት ኣብ ተፈጥሮ ዚርአ ኣጠቓቕማ ጸዓት በብዓይነቶም ፍጥረታት ዜደንቕ ኣጠቓቕማ ጸዓት ኣለዎም። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ተነዲፉ ድዩ፧ ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! እታ ነዊሕ ጕዕዞ እትጓዓዝ ኣልባጥሮስ ንጕልበታ እትቝጥበሉ መገዲ እዛ ዑፍ እዚኣ፡ ሓንሳእ እውን ይኹን ኣኽናፋ ኸየንገብገበት ንነዊሕ ሰዓታት ክትዝምቢ እትኽእል ብኸመይ ምዃኑ ፍለጥ። ንቕሑ! ብሩራዊ ጻጸ ሰሃራ ዘለዎ መከላኸሊ ሙቐት እዚ ፍሉይ ጻጸ እዚ፡ ሓደ ኻብቶም በቲ ንሙቐት ዘለዎም ተጻዋርነት ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዚስርዑ እንስሳታት እዩ። ብርቱዕ ሙቐት ኪጻወር ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧ ተነዲፉ ድዩ፧ ገዛእ ርእሱ ዜጽሪ ቘርበት ዓሳ ኣንበሪ-ተነዲፉ ድዩ፧ ኩባንያታት መራኽብ ብፍሉይ ተውህቦ እዚ ዓሳ ኣንበሪ ዚግደሱ ዘለዉ ስለምንታይ እዮም፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጸብጻብ ፍጥረት ግጉይ ርድኢት ኣሎ፣ አረ ገሊኦምሲ ጽውጽዋይ እዩ ዚመስሎም። እሞ ደኣ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ፡ ኪእመን ዚኽእል ድዩ፧ ብዛዕባና ኣብ ኣኼባ ተኣከብ ብዛዕባ ሰሙናዊ ኣኼባታትና ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ኣብ ከባቢኻ ዚርከብ መአከቢ ቦታ ድለ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ኣብ ተፈጥሮ ዚርአ ኣጠቓቕማ ጸዓት ተነዲፉ ድዩ፧ ኣብ ተፈጥሮ ዚርአ ኣጠቓቕማ ጸዓት—ተነዲፉ ድዩ፧ ትግርኛ ኣብ ተፈጥሮ ዚርአ ኣጠቓቕማ ጸዓት—ተነዲፉ ድዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502200120/univ/art/502200120_univ_sqr_xl.jpg ijwwd ዓንቀጽ 26