ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“ምእንቲ እዚ . . . እየ ናብ ዓለም ዝመጻእኩ”

የሱስ ብትብዓት ብዛዕባ ሓቂ ኺምስክር ከሎ ዝነበሮ ዜደንቕ ክእለት ኣመሃህራ ኣስተብህል።

ኣብ ማቴዎስ 21:23-46፣ 22:15-46 እተመስረተ።

 

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን

የሱስ ነቲ ብዘረባኡ ኺጠልፍዎ ዝገበርዎ ፈተነ ኣፍሸሎ

የሱስ፡ መጀመርታ ንፈሪሳውያን፡ ደሓር ንሰዱቃውያን፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ነቶም ብሓባር ዝመጹ ተጻረርቱ ኣፎም ኣትሓዞም።

የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን

ንተጻረርቱ ዀነኖም

የሱስ ንሃይማኖታዊ ፍልልይ ተጻዋርነት ዘየርኣየ ስለምንታይ እዩ፧

የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን

ብዛዕባ ኣታኽልቲ ወይኒ እተመሰለ ኽልተ ምሳሌ

ትርጉም ምሳሌ እቲ ንኽልተ ደቁ ናብ ኣታኽልቲ ወይኒ ወፊሮም ኪዓይዩ ዝሓተቶም ሰብኣይን ምሳሌ እቲ ኣታኽልቲ ወይኑ ንእኩያት ሓረስቶት ብመገስ ዝሃበ ሰብኣይን ፍለጥ።

ቪድዮታት

‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’ (1ይ ክፋል)

ኣምላኽ ንየሱስ፡ ጐይታን ክርስቶስን ከም ዝገበሮ ዘእመነካ እንታይ እዩ፧

ቪድዮታት

‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’ (2ይ ክፋል)

ኣብ የሱስ ድልዱል እምነት ከተሕድር እንታይ ከም ዚሕግዘካ ርአ።