ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧ ኣጻውት ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧ ህይወትና ትርጉምን ዕላማን ምእንቲ ኺህልዎ፡ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧ ‘ትርጉም ህይወት እንታይ እዩ፧’ ኢልካ ሓሲብካ ትፈልጥዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ ሕቶ እዚኣ ብኸመይ ከም ዚምልሳ ተምሃር። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ተስፋ ኻበይ ክረክብ እኽእል፧ ዜተኣማምን ምንጪ፡ ሕጂ ንህይወትካ ኼመሓይሻ፡ ብዛዕባ መጻኢ ድማ እምንቶ ኼሕድረልካ እዩ። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ኣምላኽ ዕርክነት ክትምስርት ትኽእል ዲኻ፧ ንሓያሎ ዘመናት፡ ሰባት ንፈጣሪኦም ኪፈልጥዎ ኸም ዘለዎም እዩ ኺስምዖም ጸኒሑ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓርኪ ኣምላኽ ክንከውን ይሕግዘና እዩ። እቲ ዕርክነት እቲ ድማ፡ ስሙ ብምፍላጥ እዩ ዚጅምር። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ንዘለኣለም ክትነብር ትኽእል፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እቶም ፍቓድ ኣምላኽ ዚገብሩ ንዘለኣለም ከም ዚነብሩ የተስፉ እዩ። ኣምላኽ እንታይ ሰለስተ ነገር ክንገብር ከም ዚደልየና ርአ። ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧ ትግርኛ ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020433/univ/art/1102020433_univ_sqr_xl.jpg ebtv