ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ብስራት ክትሰምዕ ትደሊዶ፧

ብስራት ክትሰምዕ ትደሊዶ፧

ኣብዛ ብኽፉእ ወረ ዝመልአት ዓለም፡ ብስራት ክትረክብ እትኽእል ኣበይ ኢኻ፧ እዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ነታ ብስራት ኣምላኽ ዘርእስታ ብሮሹር እተፋልጥ መእተዊ እያ።