ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧

ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት ኣበይ መልሲ ኽንረኽበሉ ንኽእል፧

ኣበይ ይመስለካ፧

  • ኣብ ስነ ፍልጠት

  • ኣብ ፍልስፍና

  • ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ

ሓደ ኻብቶም ጸሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣምላኽ ከምዚ በሎ፦

“ኣእምሮ ሃበኒ። . . . ቃልካ ሓቂ እዩ።”​—መዝሙር 119:144, 160ትርጉም ሓዳስ ዓለም።

መጽሓፍ ቅዱስ ብሚልዮናት ንዚቝጸሩ ሰባት ሕቶታቶም ይምልሰሎም እዩ።

ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧

jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ሕታማት ኣራግፍ

ካብዚ ኣብ ታሕቲ ቐሪቡ ዘሎ ኣገዳሲ ሕቶታት፡ ብዝያዳ ዜተሓሳስበካ ኣየናይ እዩ፧

ብዛዕባ እዚ ሕቶታት እዚ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ መልሲ ኣብ jw.org/ti ርአ።

(ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ርአ)