ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኮሶቮ

ሓጺር ሓበሬታ—ኮሶቮ

  • ብዝሒ ህዝቢ—1,800,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—240
  • ጉባኤታት—8
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን7,792

ተመክሮታት

ፈትዮም ይመጹ—ኣልባንያን ኮሶቮን

እዞም ዝያዳ ዓየይቲ ናብ ዜድልዩሉ ቦታታት ከይዶም ዜገልግሉ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ እንታይ ሓጐስ እዩ ንብድሆታቶም ኪጻወሩ ሓጊዝዎም፧

ነዚ እውን ርአ