ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ደቡብ ኣፍሪቃ

  • ስተሊንቦሽ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ—ካብ ኬፕ ታውን ውጽእ ኢልካ ኣብ ዚርከብ ኣታኽልቲ ወይኒ ንእትዓዪ ሰበይቲ ይሰብኩ

  • ቦ-ካፕ፡ ኬፕ ታውን፡ ደቡብ ኣፍሪቃ—ኣብ ሓደ ኻብ ከባቢታት እታ ኸተማ ይሰብኩ

  • ቨልተፍሪደ፡ ምፑማላንጋ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ—ንሓንቲ ካብ ቀቢላ ንደበለ ዝዀነት ሰበይቲ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ክትእከብ ይዕድማኣ

ሓጺር ሓበሬታ—ደቡብ ኣፍሪቃ

  • ብዝሒ ህዝቢ—60,605,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—100,331
  • ጉባኤታት—1,966
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን617

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ዘሕለፍክዎ ዜሐጕስ ህይወት

ታሪኽ ህይወት፦ ጆን ኪኮት

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

መስመር ሳተላይት JW፡ ኢንተርነት ናብ ዘይበጽሓሉ ቦታታት ይበጽሕ

ኣብ ኣፍሪቃ ዚነብሩ ኢንተርነት ዘይብሎም ኣሕዋትና ኸመይ ገይሮም እዮም ፈነወ JW ዚርእዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ጆኒን ጊዴዎንን፦ ቀደም ጸላእቲ፡ ሕጂ ኣሕዋት

ኣብ ገሊኡ ኸባቢ፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ኸተምልጠሉ ዘይትኽእል ክፍሊ መዓልታዊ ህይወት እዩ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዚነብሩ ኽልተ ሰብኡት ነዚ ብኸመይ ከም ዝሰገርዎ ርአ።