ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ቫኑዋቱ

  • ፖርት-ቪላ፡ ቫኑዋቱ—ኣብ ቍሸት ኢራታፕ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህራ

ሓጺር ሓበሬታ—ቫኑዋቱ

  • ብዝሒ ህዝቢ—334,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—694
  • ጉባኤታት—13
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን560

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ

ናብ ወጻኢ ሃገር ከይደን ዜገልግላ ብዙሓት ኣሓት፡ ኣብ ፈለማ ይወላወላ ነይረን እየን። እሞ ደኣ ኸመይ ገይረን እየን ትብዓት ረኺበን፧ ካብቲ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘገልገላኦ ኣገልግሎትከ እንታይ እየን ተማሂረን፧

ነዚ እውን ርአ