ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ዩክረይን

  • ሉቦኮራ፡ ዩክረይን—ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ቝሸት ይሰብካ

ሓጺር ሓበሬታ—ዩክረይን

  • ብዝሒ ህዝቢ—41,130,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—109,375
  • ጉባኤታት—1,234
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን391

ንቕሑ!

ውግእ ዩክረይን ካልኣይ ዓመቱ ሒዙ—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ተስፋ ይህብ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ዅሉ ውግኣት ዜብቅዓሉ እዋን እንታይ ከም ዜተስፉ ፍለጥ።

ንቕሑ!

ሩስያ ንዩክረይን ወሪራታ—ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ይፍጸም ድዩ ዘሎ፧

ትርጉም እዚ ፍጻመ እዚ እንታይ ምዃኑ ርአ።

ንቕሑ!

ሃይማኖትን ውግእን ኣብ ዩክረይን—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

መራሕቲ ሃይማኖት ክልቲአን ሃገራት፡ ነቲ የሱስ ንሰዓብቱ ዝመሃሮም ትምህርትታት ብምጽራር እየን ኣብቲ ግርጭት ጽልዋ ዚገብራ ዘለዋ።