ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ታይዋን

  • ታይቻንግ፡ ታይዋን—ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ትራክት ኣብ ዕዳጋ ምሸት ኢቾን ኪዕድግ ንዝመጸ ሰብ ይዕድል

ሓጺር ሓበሬታ—ታይዋን

  • ብዝሒ ህዝቢ—23,375,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—11,460
  • ጉባኤታት—177
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን2,060

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ታይዋን

ልዕሊ 100 ዝዀኑ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልይሉ ቦታ ንኼገልግሉ ናብዚ ቦታ እዚ ግዒዞም እዮም። ንተመክሮኦም ኣንብቦ፡ ንኺዕወቱ እንታይ ከም ዝሓገዞም ከኣ ርአ።