ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፊንላንድ

  • ቱርኩ፡ ፊንላንድ—መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ፊንላንድ

  • ብዝሒ ህዝቢ—5,564,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—18,186
  • ጉባኤታት—272
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን307

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ኣብ ጥቓ ኣርክቲካዊ ዓንኬል ንሓምሳ ዓመት ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ኣገልገልና

ታሪኽ ህይወት እተን ኣይሊን ኣኒኪን ዝስመን፡ ኣብ ሰሜናዊ ፊንላንድ ፍሉያት ፈለምቲ ዀይነን ኬገልግላ ኸለዋ ኣብ የሆዋ ምውካል እተማህራ ኣሓት ኣንብብ።