ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፓራጓይ

  • ግዝኣት ንኡቫ ዱራንጎ፡ ካኒንደዩ፡ ፓራጓይ—ንሓንቲ ሜኖኣዊት ሰበይቲ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስታ ብሮሹር ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ፓራጓይ

  • ብዝሒ ህዝቢ—7,391,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—11,042
  • ጉባኤታት—186
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን676