ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ዞባ ፍልስጥኤም

ሓጺር ሓበሬታ—ዞባ ፍልስጥኤም

  • ብዝሒ ህዝቢ—5,490,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—78
  • ጉባኤታት—2
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን72,237

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ፍቕሪ ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ኽትዕወት ትኽእል ድያ፧

ንጽልኢ ምውጋድ ከቢድ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ሓደ ኣይሁዳውን ሓደ ፍልስጥኤማውን ብኸመይ ከምኡ ኺገብሩ ኸም ዝኸኣሉ ርአ።

ነዚ እውን ርአ