ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፊሊፒንስ

  • ማኒላ፡ ፊሊፒንስ—ኣብ ኢንትራሙሮስ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍሉ

  • በይለር፡ ኣውራጃ ኣሮራ፡ ፊሊፒንስ—ንደቂ እቲ ዓዲ ናብ ህዝባዊ ኣኼባ ይዕድማኦም

  • ማኒላ፡ ፊሊፒንስ—ኣብ ኢንትራሙሮስ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍሉ

  • በይለር፡ ኣውራጃ ኣሮራ፡ ፊሊፒንስ—ንደቂ እቲ ዓዲ ናብ ህዝባዊ ኣኼባ ይዕድማኦም

ሓጺር ሓበሬታ—ፊሊፒንስ

  • ብዝሒ ህዝቢ—113,964,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—253,876
  • ጉባኤታት—3,552
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን464

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ንዅሎም ዓይነት ሰባት ኵሉ ዀይነ

እቲ ንደንተን ሆፕኪንሰን ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ እተዋህቦ በበይኑ ዕዮታት፡ የሆዋ ንዅሎም ዓይነት ሰባት ከም ዜፍቅሮም ኪርኢ ኣኽኢልዎ።

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ፊሊፒንስ

ገሊኣቶም ንስራሖም ሓዲጎምን ንንብረቶም ሸይጦምን፡ ኣብ ፊሊፒንስ ናብ ዚርከብ ግሉል ቦታ ንኺግዕዙ ዝደረኾም እንታይ ምዃኑ ፍለጥ።