ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፓናማ

  • ጉና ያላ፡ ፓናማ—ኣብ ደሴት ኑርዱብ ንሓደ ኻብ ህዝቢ ጉና (ቀደም ኩና ዚብሃሉ ዝነበሩ) ዝዀነ ገፋፍ ዓሳ ብቛንቋ ኣዲኡ ይሰብኩሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ፓናማ

  • ብዝሒ ህዝቢ—4,511,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—18,525
  • ጉባኤታት—310
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን247

ንቕሑ!

ናብ ፓናማ እተገብረ ምብጻሕ

ፓናማ ብመትረባ እያ እትፍለጥ። ብዛዕባ እዛ ሃገር እዚኣን ብዛዕባ ተቐማጦኣን ብዝያዳ ፍለጥ።

ነዚ እውን ርአ