ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኒው ዚላንድ

  • ዊተማታ ሃርበር፡ ኦክላንድ፡ ኒው ዚላንድ—መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንሓደ ገፋፍ ዓሳ ብዘይወግዓዊ መገዲ የካፍሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ኒው ዚላንድ

  • ብዝሒ ህዝቢ—5,199,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—14,607
  • ጉባኤታት—170
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን360

ካብ መዛግብትና

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኒው ዚላንድ—ሰላማውያንን ውፉያትን ክርስትያናት ድዮም፧

ብ1940ታት፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንድሕንነት ህዝቢ ኸም ዜስግኡ እተቘጽሩ ስለምንታይ እዮም፧

ንቕሑ!

ናብ ኒው ዚላንድ እተገብረ ምብጻሕ

ኒው ዚላንድ ካብ ሃገራት ዓለም ተገሊላ እትርከብ ሃገር እኳ እንተ ዀነት፡ ኣብ ዓመት ክሳዕ ሰለስተ ሚልዮን ዚዀኑ በጻሕቲ ዓዲ ትስሕብ እያ። ሰሓቢት ዚገብራ እንታይ እዩ፧

ነዚ እውን ርአ