ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ነፓል

  • ቁሸት ታርፑ፡ ነፓል—ምስ ሓደ ቛንቋ ታማንግ ዚዛረብ ሓረስታይ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ይመያየጡ

ሓጺር ሓበሬታ—ነፓል

  • ብዝሒ ህዝቢ—29,165,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—2,823
  • ጉባኤታት—43
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን10,465

ንቕሑ!

“ከምዚኣ ዝበለት ፍቕሪ ብምርኣይና ልብና ተተንክዩ”

ቀዳም 25 ሚያዝያ 2015፡ 7.8 ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንሃገረ ነፓል ኣናዊጽዋ። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነታ መለለዪት ኣብ ናይ ሓቂ ክርስትና ዝዀነት ፍቕሪ ብግብሪ ዘርኣዩ ብኸመይ እዮም፧

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ

ናብ ወጻኢ ሃገር ከይደን ዜገልግላ ብዙሓት ኣሓት፡ ኣብ ፈለማ ይወላወላ ነይረን እየን። እሞ ደኣ ኸመይ ገይረን እየን ትብዓት ረኺበን፧ ካብቲ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘገልገላኦ ኣገልግሎትከ እንታይ እየን ተማሂረን፧